ኦ እግዚኣብሔር ኣፍቃሪየይ
Lyrics
ማእሰርቲ ሞት ከቢዱኒ
ወሓይዝ ጎልያድ ሽቢሩኒ
መፈንጠራ ሞት በጺሑኒ
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
ብጸበባይ ተማህለልኩ
ናብ ኣምላኸይ'ውን ኣእወኩ
ኣብ መቅደስ ድምጹ ሰማዕኩ
ኣውያተይ ናብኡ ሰደድኩ።
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
ካብ መከራይ ኣውጺኡኒ
እግዚአብሔር 'ውን ኣንጊፉኒ
ናብ ገፊሕ ቦታ ኣውጺኡኒ
መጠን ምሕረቱ ኪሑሱኒ (3)
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
ዋልታ መድሕኑ ሂቡኒ
ብየማኑ ደጊፉኒ
ሕያውነቱ ዓቢ ጌሩኒ
ብጸግኡ'ውን ምሒሩኒ(2)
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
ፈልጽታቱ ፋሕ ኣበሎም
ብመባርቅ'ውን እህደሞም
ትእዛዛቱ ሒዘዩ'የ
ክብርታቱ'ውን ኣይፈልዩን'የ (2)
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ (2)
ዋልታ መድሕኑ ሂቡኒ
ብየማኑ ደጊፉኒ
ሕያውነቱ ዓቢ ጌሩኒ
ብጸግኡ'ውን ምሒሩኒ(2)
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ እግዚኣብሔር ኣፍቃሪየይ
O egziabhier afqariyey
VERSE 1
ማእሰርቲ ሞት ከቢዱኒ
ወሓይዝ ጎልያድ ሽቢሩኒ
መፈንጠራ ሞት በጺሑኒ
CHORUS
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
VERSE 2
ብጸበባይ ተማህለልኩ
ናብ ኣምላኸይ'ውን ኣእወኩ
ኣብ መቅደስ ድምጹ ሰማዕኩ
ኣውያተይ ናብኡ ሰደድኩ።
CHORUS
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
VERSE 3
ካብ መከራይ ኣውጺኡኒ
እግዚአብሔር 'ውን ኣንጊፉኒ
ናብ ገፊሕ ቦታ ኣውጺኡኒ
መጠን ምሕረቱ ኪሑሱኒ (3)
CHORUS
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
CHORUS
ዋልታ መድሕኑ ሂቡኒ
ብየማኑ ደጊፉኒ
ሕያውነቱ ዓቢ ጌሩኒ
ብጸግኡ'ውን ምሒሩኒ(2)
CHORUS
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ ።
VERSE 4
ፈልጽታቱ ፋሕ ኣበሎም
ብመባርቅ'ውን እህደሞም
ትእዛዛቱ ሒዘዩ'የ
ክብርታቱ'ውን ኣይፈልዩን'የ (2)
CHORUS
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ (2)
CHORUS
ዋልታ መድሕኑ ሂቡኒ
ብየማኑ ደጊፉኒ
ሕያውነቱ ዓቢ ጌሩኒ
ብጸግኡ'ውን ምሒሩኒ(2)
CHORUS
ኦ እግዚአብሔር ኣፍቃርየይ
ኦ እግዚአብሔር ከውሐይ ዕርደይ
ኦ እግዚአብሔር መንገፍየይ
ኣምላኸይ'ዩ ዓቢ ሓይለይ (2)