ኣሕዚነካ
Lyrics
በቲ ሓይልኻ ጸርካኒ
ክኽአሎ ዘይክእል ኣኽኢልካኒ
አንታይ ሞሳ አየ ዝገብረልካ
ንዕኡ ክገብር ሃበኒ ሓይልኻ
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
አታ ዝበልካኒ ሓንቲ ፍቅሪ ኢኻ
ንብጻይካ ከም ነብስኻ ኣፍቕር ኢልካኒ
ንዓ ኣ ክኽተል ኣይከኣልኩን
ተጣዒሰ ድማ ኣይከኣልኩን
ተጣዒሰ ድማ ኣይተመለስኩን
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
ንመዋእልና ሓንቲ ፍቅሪ ኢያ
ኢልካውን ነጊርካና ኢኻ
ኣነ ግን ኣይተቀበልኩዋን
ካብ ንፍቅሪ መረጽኩ ሕሜታ
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
ንሰንብራተይ ዝፈወስካለይ
ንጭንቀተይ ውን ዘጥፋእካለይ
ካብ ፈተናውን ዘውጻእኻኒ
ኣብ ፍቕርኻ ክጸንዕ ኣኽእለኒ
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
ንሰንብራተይ ዝፈወስካለይ
ንጭንቀተይ ውን ዘጥፋእካለይ
ካብ ፈተናውን ዘውጻእኻኒ
ኣብ ፍቕርኻ ክጸንዕ ኣኽእለኒ
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣሕዚነካ
Ahzineka
VERSE 1
በቲ ሓይልኻ ጸርካኒ
ክኽአሎ ዘይክእል ኣኽኢልካኒ
አንታይ ሞሳ አየ ዝገብረልካ
ንዕኡ ክገብር ሃበኒ ሓይልኻ
CHORUS
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
VERSE 2
አታ ዝበልካኒ ሓንቲ ፍቅሪ ኢኻ
ንብጻይካ ከም ነብስኻ ኣፍቕር ኢልካኒ
ንዓ ኣ ክኽተል ኣይከኣልኩን
ተጣዒሰ ድማ ኣይከኣልኩን
ተጣዒሰ ድማ ኣይተመለስኩን
CHORUS
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
VERSE 3
ንመዋእልና ሓንቲ ፍቅሪ ኢያ
ኢልካውን ነጊርካና ኢኻ
ኣነ ግን ኣይተቀበልኩዋን
ካብ ንፍቅሪ መረጽኩ ሕሜታ
CHORUS
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
CHORUS
ንሰንብራተይ ዝፈወስካለይ
ንጭንቀተይ ውን ዘጥፋእካለይ
ካብ ፈተናውን ዘውጻእኻኒ
ኣብ ፍቕርኻ ክጸንዕ ኣኽእለኒ
CHORUS
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ
CHORUS
ንሰንብራተይ ዝፈወስካለይ
ንጭንቀተይ ውን ዘጥፋእካለይ
ካብ ፈተናውን ዘውጻእኻኒ
ኣብ ፍቕርኻ ክጸንዕ ኣኽእለኒ
CHORUS
ኣዝ: ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ሓይለይ
ኣምላኸይ ንስኻ ኢኻ ጸግዓይ
ኣምላኸይ ኣነ ኣሕዚነካ
ኣምላኸይ ፍጹም ኪሒደካ