ሊቀ ድያቆናት
Lyrics
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
ደምካን ሕይወትካን ካብ ኣወፈኻሉ፡
ንውሉድ ክርስቶስ ብኹሉ፡
ኣብነት ኮንካዬ ከኣምን ብቓሉ፡
መንዚዕካ ኣውጻእካዮ ካብ ተዃሉ።
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
ነቲ ሓያል ንጉስ ኩሉ ዝፈጠረ
እስቲፋኖስ ብሓቂ መስከረ
ሕጊ ናይ ክርስቶስ ብደሙ መሃረ፡
ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልቡ ሓደረ፡
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
ኣይሁድ ጨፍጪፍኻ ደርብዮም ብእምኒ፡
ምስማዕ ኣበኻዮም ከም ጸማማት እዝኒ
ዓቢይ ትዕግስትኻ ኣብነት ኮነኒ
ንኽኸተለካ ሓግዘኒ።
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
ኣብነት ንዓና ብሓቂ ዝኮንካ
ጸሎት ናይ ክርስቶስ ተኸተልካ፡
እቲ ኩሉ ገበን'ውን ከይሐስብካ፡
መሐሮም እናበልካ ዝለመንካ።
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
ብሓይሊ ጸሎት ሰማይ ተኸፊቱ፡
ቀተልትኻ ዓይኖም ተዓሚቱ፡
ክርስቶስ ረኢኻ ኣብ የማን ኣቡኡ
ሃረር በልካ ክትነብር ምስኡ።
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
ቅ.እስቲፋኖስ ናይ ሰማእታት በዅሪ
ዋሕስና ንስኻ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ፡
ኣይትረሳዓዮ ዘዋህበካ ሕድሪ፡
ኣብ ልብና ኣሕዳር ሰመያዊ ፍቅሪ።
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሊቀ ድያቆናት
Liqe Dyaqonat
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
VERSE 1
ደምካን ሕይወትካን ካብ ኣወፈኻሉ፡
ንውሉድ ክርስቶስ ብኹሉ፡
ኣብነት ኮንካዬ ከኣምን ብቓሉ፡
መንዚዕካ ኣውጻእካዮ ካብ ተዃሉ።
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
VERSE 2
ነቲ ሓያል ንጉስ ኩሉ ዝፈጠረ
እስቲፋኖስ ብሓቂ መስከረ
ሕጊ ናይ ክርስቶስ ብደሙ መሃረ፡
ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልቡ ሓደረ፡
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
VERSE 3
ኣይሁድ ጨፍጪፍኻ ደርብዮም ብእምኒ፡
ምስማዕ ኣበኻዮም ከም ጸማማት እዝኒ
ዓቢይ ትዕግስትኻ ኣብነት ኮነኒ
ንኽኸተለካ ሓግዘኒ።
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
VERSE 4
ኣብነት ንዓና ብሓቂ ዝኮንካ
ጸሎት ናይ ክርስቶስ ተኸተልካ፡
እቲ ኩሉ ገበን'ውን ከይሐስብካ፡
መሐሮም እናበልካ ዝለመንካ።
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
VERSE 5
ብሓይሊ ጸሎት ሰማይ ተኸፊቱ፡
ቀተልትኻ ዓይኖም ተዓሚቱ፡
ክርስቶስ ረኢኻ ኣብ የማን ኣቡኡ
ሃረር በልካ ክትነብር ምስኡ።
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)
VERSE 6
ቅ.እስቲፋኖስ ናይ ሰማእታት በዅሪ
ዋሕስና ንስኻ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ፡
ኣይትረሳዓዮ ዘዋህበካ ሕድሪ፡
ኣብ ልብና ኣሕዳር ሰመያዊ ፍቅሪ።
CHORUS
ሊቀ ዲያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ
ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስቲፋኖስ
ቀዳማይ መስካሪ ናይ ክርስቶስ (2)