ንዓኻ ከፍቕር
Lyrics
ኩሉ ከም ዘይጠቅም ሓሲበ
ንኣኻ ክኸተል መዲበ
ከንቱነት ናይ ዓለም ከስተንትን
ኣቦየ ክገልጽ ፍቕርኻ።
ንዓኻ (3)
ከተፍቕር ደልያ ሕይወተይናይ
ቀደም ኣይትርአ በጃኻ
ሕይወተይ ፈውሳ ባዕልኻ።
ኣብ ቤትካ ክነብር ምላኻ
ቲ'ምግቢ ዓቢ'ዩ ብኣኻ
ኣቦየ ክትነብር ኣብ ልበይ
መሪጻትካ'ላ ሕይወተይ።
ንዓኻ (3)
ከተፍቕር ደልያ ሕይወተይናይ
ቀደም ኣይትርአ በጃኻ
ሕይወተይ ፈውሳ ባዕልኻ።
አካለይ ኣንቀሳቕሶ፡
ክብርህ'የ መብራትኻ፡
ናብ ሰማይ ቤትካ ክትመርሓኒ፡
ዘይበርስ ሃብቲ ክትህበኒ።
ንዓኻ (3)
ከተፍቕር ደልያ ሕይወተይናይ
ቀደም ኣይትርአ በጃኻ
ሕይወተይ ፈውሳ ባዕልኻ።
ካብ ጭቃ ዓለም ኣልዒልካኒ
እንታይ ደኣለ ዝገብረልካ
ቅርብ ኢልካ ሕሹኽ በለኒ
ክገብረልካ ድማ ኣኸለኒ።
ኢየሱሰይ (3)
ሕጅ'ስ ጥዒመዬ ፍቕርኻ
ናብ ቀደም ከይምለስ ኣኽእለኒ
ኣብ ፍቕርኻ ድማ ኣጽንዓኒ።
ብፍቕርኻ ከኣ ስሒብካኒ
ትህበኒ ሓጐስ'ውን ዘውዲ
ወሰን ዘይብሉ' ሓልዬትካ ክውድስ
ክነብር ንኣኻ።
ኢየሱሰይ(8)
ሕጂስ ጢዒመየ ፍቕርኻ
ፍቕርኻ ቡዙሕዩ ኢየሱሰይ ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንዓኻ ከፍቕር
Naka kfqr
VERSE 1
ኩሉ ከም ዘይጠቅም ሓሲበ
ንኣኻ ክኸተል መዲበ
ከንቱነት ናይ ዓለም ከስተንትን
ኣቦየ ክገልጽ ፍቕርኻ።
CHORUS
ንዓኻ (3)
ከተፍቕር ደልያ ሕይወተይናይ
ቀደም ኣይትርአ በጃኻ
ሕይወተይ ፈውሳ ባዕልኻ።
VERSE 2
ኣብ ቤትካ ክነብር ምላኻ
ቲ'ምግቢ ዓቢ'ዩ ብኣኻ
ኣቦየ ክትነብር ኣብ ልበይ
መሪጻትካ'ላ ሕይወተይ።
CHORUS
ንዓኻ (3)
ከተፍቕር ደልያ ሕይወተይናይ
ቀደም ኣይትርአ በጃኻ
ሕይወተይ ፈውሳ ባዕልኻ።
VERSE 3
አካለይ ኣንቀሳቕሶ፡
ክብርህ'የ መብራትኻ፡
ናብ ሰማይ ቤትካ ክትመርሓኒ፡
ዘይበርስ ሃብቲ ክትህበኒ።
CHORUS
ንዓኻ (3)
ከተፍቕር ደልያ ሕይወተይናይ
ቀደም ኣይትርአ በጃኻ
ሕይወተይ ፈውሳ ባዕልኻ።
VERSE 4
ካብ ጭቃ ዓለም ኣልዒልካኒ
እንታይ ደኣለ ዝገብረልካ
ቅርብ ኢልካ ሕሹኽ በለኒ
ክገብረልካ ድማ ኣኸለኒ።
CHORUS
ኢየሱሰይ (3)
ሕጅ'ስ ጥዒመዬ ፍቕርኻ
ናብ ቀደም ከይምለስ ኣኽእለኒ
ኣብ ፍቕርኻ ድማ ኣጽንዓኒ።
VERSE 5
ብፍቕርኻ ከኣ ስሒብካኒ
ትህበኒ ሓጐስ'ውን ዘውዲ
ወሰን ዘይብሉ' ሓልዬትካ ክውድስ
ክነብር ንኣኻ።
CHORUS
ኢየሱሰይ(8)
ሕጂስ ጢዒመየ ፍቕርኻ
ፍቕርኻ ቡዙሕዩ ኢየሱሰይ ።