ንኣምን ኢና
Lyrics
ንኸይንምለስ ክርስትያን ክንመስል (2)
ኣእዳዉና ኣልዒልና ክንሰብክ ክንጅምር (2)
ዉሽጥና ኣቲካ እንተመርመርካ (2)
ብኽፍኣትና ኣሕዚናካ ጎይታ
ንኣምን ኢና (2) ኢየሱስ
ከም ትምሕረና ንኣምን
ክርስትያን ኮይና ብጉቡእ ከይንቐርብ (2)
ወይ ዉን ኣርሒቅና ኣብ ዓለም ከይንኹብልል (2)
ኣኹልና ኣየብ'ቲ ኣየብ'ቲ (2)
ጸዊዕካ በልካና ክሳብ መኣስ ከምዚ ።
ንኣምን (2) ኢና ኢየሱስ
ይቅረ ከም ትብል ንኣምን ኢና ኢየሱስ(2)።
ንሂወትና ካብ ኩፉእ ዘድሓንካ(2)
ብበረኸትካ ዘጽገብካና(2)
ድሌትና ኩሉ ዝሃብካና(2)
ጎይታ ነንብስና ኩሉ ግዜ ባርክ ።
ንኣምን(2) ኢና ኢየሱስ
ከምዘት ትገድፈና ንኣምን ኢና ኢየሱስ ።
ረሲዕናካ ዘይረስዕካና (2)
ኪሒድናካ ዘይከሓድካና (2)
ቅዱስ ኣቦ ንኣኻ ክንመስል(2)
ኣብጺሕካና ኣብቲ ቅዱስ መስቀል (2) ።
ንኣምን ኢና(2) ኢየሱስ
ከም ተዕዉተና ንኣምን ኢና ኢየሱስ
ንኣምን ኢና ንኣምን ንኣምን
ኩሉ ከም ትገብር ንኣምን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንኣምን ኢና
Neamn Ena
VERSE 1
ንኸይንምለስ ክርስትያን ክንመስል (2)
ኣእዳዉና ኣልዒልና ክንሰብክ ክንጅምር (2)
ዉሽጥና ኣቲካ እንተመርመርካ (2)
ብኽፍኣትና ኣሕዚናካ ጎይታ
CHORUS
ንኣምን ኢና (2) ኢየሱስ
ከም ትምሕረና ንኣምን
VERSE 2
ክርስትያን ኮይና ብጉቡእ ከይንቐርብ (2)
ወይ ዉን ኣርሒቅና ኣብ ዓለም ከይንኹብልል (2)
ኣኹልና ኣየብ'ቲ ኣየብ'ቲ (2)
ጸዊዕካ በልካና ክሳብ መኣስ ከምዚ ።
CHORUS
ንኣምን (2) ኢና ኢየሱስ
ይቅረ ከም ትብል ንኣምን ኢና ኢየሱስ(2)።
VERSE 3
ንሂወትና ካብ ኩፉእ ዘድሓንካ(2)
ብበረኸትካ ዘጽገብካና(2)
ድሌትና ኩሉ ዝሃብካና(2)
ጎይታ ነንብስና ኩሉ ግዜ ባርክ ።
CHORUS
ንኣምን(2) ኢና ኢየሱስ
ከምዘት ትገድፈና ንኣምን ኢና ኢየሱስ ።
VERSE 4
ረሲዕናካ ዘይረስዕካና (2)
ኪሒድናካ ዘይከሓድካና (2)
ቅዱስ ኣቦ ንኣኻ ክንመስል(2)
ኣብጺሕካና ኣብቲ ቅዱስ መስቀል (2) ።
CHORUS
ንኣምን ኢና(2) ኢየሱስ
ከም ተዕዉተና ንኣምን ኢና ኢየሱስ
ንኣምን ኢና ንኣምን ንኣምን
ኩሉ ከም ትገብር ንኣምን