ንዓይ ፍሉይ ኢኻ
Lyrics
ኣሕዋተይ ይገድፉኒ
ኣዕርኹተይ ይጥንጥኑኒ
ዓለማዉያን ይድርብዩኒ
ንስኻ ግን ትእክበነኒ (2) ።
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
ዓለም ዉን ትጽልኣኒ
ኩሉ ሰብ ይጽርፈኒ
ብዳርባ እምኒ ይፈግኡኒ
ንስኻ ግን ኣዞቁብካኒ።(2) ።
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
ኩሉ ሰብ ይገፍዓኒ
ንኸይዛረብ ይኸልክሉኒ
እንተ ዘመርኩ ይስሕቁኒ
ንስኻ ግን ሓቑፍካኒ (2) ።
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
ሓዘነይ ኣቃሊልካ
ካብ መከራይ ኣናጊፍካ
ካብ ሓጢኣተይ 'ዉን ኣንጺሕካ
ኣብጺሕካኒ ኣብመገድኻ (2) ።
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
ካብ ሕጂ ክዝምር ኢየ
ምሳኻ ክዘልል ኢየ
ስለ ስምካ ክዕልል ኢየ
ተግባራትካ ክነግር ኢየ (2)
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ
Nay fluy ika
VERSE 1
ኣሕዋተይ ይገድፉኒ
ኣዕርኹተይ ይጥንጥኑኒ
ዓለማዉያን ይድርብዩኒ
ንስኻ ግን ትእክበነኒ (2) ።
CHORUS
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
VERSE 2
ዓለም ዉን ትጽልኣኒ
ኩሉ ሰብ ይጽርፈኒ
ብዳርባ እምኒ ይፈግኡኒ
ንስኻ ግን ኣዞቁብካኒ።(2) ።
CHORUS
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
VERSE 3
ኩሉ ሰብ ይገፍዓኒ
ንኸይዛረብ ይኸልክሉኒ
እንተ ዘመርኩ ይስሕቁኒ
ንስኻ ግን ሓቑፍካኒ (2) ።
CHORUS
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
VERSE 4
ሓዘነይ ኣቃሊልካ
ካብ መከራይ ኣናጊፍካ
ካብ ሓጢኣተይ 'ዉን ኣንጺሕካ
ኣብጺሕካኒ ኣብመገድኻ (2) ።
CHORUS
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።
VERSE 5
ካብ ሕጂ ክዝምር ኢየ
ምሳኻ ክዘልል ኢየ
ስለ ስምካ ክዕልል ኢየ
ተግባራትካ ክነግር ኢየ (2)
CHORUS
ከማኻ የለን ኢየሱስ ከማኻ እወ
ንዓይ ፍሉይ ኢኻ።