ንስኻ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
Lyrics
እግዚአብሔር ሰናይ እዩ
እግዚአብሔር ምሳይ እዩ
እግዚአብሔር ሓይለይ እዩ
እግዚአብሔር'ውን መዝሙረይ እዩ(2)
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭከነለይ።
ብሕይወት ክነብር እየ
ቃልካ'ውን ክሕሉ'የ
ኣብ ሕግኻ ክርእ'የ
ነዒንተይ ከፈተለይ (2)
ንስኻ ዝዘራእካኒ ፍረ'የ
ንስኻ ዝተኸልካኒ ተኽሊየ
ዓቅሚ ኣዳም ኣብጺሕካኒ
ምህርትኻ ኣይረኸብካ
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ አምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭክነለይ ።
ነብሰይ ንምድሓንካ ትናፍቅ ኣላ
ንቃልካ ውን ትጽበዬ ኣላ
መኣስ ኢኻ ትመጸኒ
ቲ'ናፍቆትካ ምኽኣል ኣብዩኒ (2)።
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭከነለይ።
ኩሉ ትእዛዝካ ሓቂ'ዩ
ኣነ ውን ኩሉ ተረዲኡኒ
ክኸተሎ መዲበየ
ኣምላኸይ ምሕረትካ ሓግዘኒ(2) ።
ንስኻ ዝዘራእካኒ ፍረ'የ
ንስኻ ዝተኸልካኒ ተኽሊየ
ዓቅሚ ኣዳም ኣብጺሕካኒ
ምህርትኻ ኣይረኸብካ
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ አምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭክነለይ ።
ምእንቲ ክድሕን ደግፈኒ
ተደልየ ክጸንሕ ምዒድካኒ
ንስኻ መዕቆብየይ ዋልታይ
ብቃልካ ተስፋ እገብር ኣለኹ።
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ አምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭክነለይ ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንስኻ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
NsKa rhruh amlak ika
VERSE 1
እግዚአብሔር ሰናይ እዩ
እግዚአብሔር ምሳይ እዩ
እግዚአብሔር ሓይለይ እዩ
እግዚአብሔር'ውን መዝሙረይ እዩ(2)
CHORUS
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭከነለይ።
VERSE 2
ብሕይወት ክነብር እየ
ቃልካ'ውን ክሕሉ'የ
ኣብ ሕግኻ ክርእ'የ
ነዒንተይ ከፈተለይ (2)
CHORUS
ንስኻ ዝዘራእካኒ ፍረ'የ
ንስኻ ዝተኸልካኒ ተኽሊየ
ዓቅሚ ኣዳም ኣብጺሕካኒ
ምህርትኻ ኣይረኸብካ
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ አምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭክነለይ ።
VERSE 3
ነብሰይ ንምድሓንካ ትናፍቅ ኣላ
ንቃልካ ውን ትጽበዬ ኣላ
መኣስ ኢኻ ትመጸኒ
ቲ'ናፍቆትካ ምኽኣል ኣብዩኒ (2)።
CHORUS
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭከነለይ።
VERSE 4
ኩሉ ትእዛዝካ ሓቂ'ዩ
ኣነ ውን ኩሉ ተረዲኡኒ
ክኸተሎ መዲበየ
ኣምላኸይ ምሕረትካ ሓግዘኒ(2) ።
CHORUS
ንስኻ ዝዘራእካኒ ፍረ'የ
ንስኻ ዝተኸልካኒ ተኽሊየ
ዓቅሚ ኣዳም ኣብጺሕካኒ
ምህርትኻ ኣይረኸብካ
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ አምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭክነለይ ።
VERSE 5
ምእንቲ ክድሕን ደግፈኒ
ተደልየ ክጸንሕ ምዒድካኒ
ንስኻ መዕቆብየይ ዋልታይ
ብቃልካ ተስፋ እገብር ኣለኹ።
CHORUS
ንስኻ ግን (3) ርሕሩሕ አምላኽ ኢኻ'ሞ ኣይትጭክነለይ ።