ኦ ቤተ-ክርስትያን እኖና
Lyrics
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስ ዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
ንፋስ ኮነ ማዕበል ኣይዓጅበክን
መራሒኪ ክርስቶት ጃንጥላኪ ጽድቂ
መንገዲኪ ብርሃን መለለይኪ ጸሎት
ተምሳል መርከብ ኖህ ዝሰገርኪ ማይ ኣይሂ(2)
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
መሰረት ምስጢራት ዋልታ እምነት
ካብ ጥንቲ መቑጸርያ ዝመለለይኪ
ወንጌል ዝቅናትኪ ንኩሉ መበሰሪት
ፈውሲ ንሕሙማን ጽንዓት ንድኩማት /2/
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ንስኪ ኢኪ ምንጪ ምሕረት
ካባኪ ይዛሪ ዛራ ማይ ድሕነት
ስግኡን ደሙን ትምገቢ ንነፍሳት
ሰላም ተበስሪ ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት /2/
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ቤተ-ክርስትያን እኖና
O Betekrstyan Enona
VERSE 1
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስ ዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
CHORUS
ንፋስ ኮነ ማዕበል ኣይዓጅበክን
መራሒኪ ክርስቶት ጃንጥላኪ ጽድቂ
መንገዲኪ ብርሃን መለለይኪ ጸሎት
ተምሳል መርከብ ኖህ ዝሰገርኪ ማይ ኣይሂ(2)
CHORUS
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
VERSE 2
መሰረት ምስጢራት ዋልታ እምነት
ካብ ጥንቲ መቑጸርያ ዝመለለይኪ
ወንጌል ዝቅናትኪ ንኩሉ መበሰሪት
ፈውሲ ንሕሙማን ጽንዓት ንድኩማት /2/
CHORUS
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና
VERSE 3
ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ንስኪ ኢኪ ምንጪ ምሕረት
ካባኪ ይዛሪ ዛራ ማይ ድሕነት
ስግኡን ደሙን ትምገቢ ንነፍሳት
ሰላም ተበስሪ ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት /2/
CHORUS
ኦቤተ-ክርስትያን እኖና (2)
ንስኪ ኢኪ ከውሒ መሰረትና
ክርስቶስዩ ሂቡኪ መፍትሕ ናይ ድሕነትና