ኦ ኣምላኸይ
Lyrics
ንኣኻ ከገልግል ፍቓድካ ካብ ኮነ
ሕይወተይ ኣወፊ ንኣካ ኣሚነ፡
በረከት ክረክብ ተጊሀ እጽበ
ዓለም ምስ ክፍኣታ ንዅሉ ኃዲገ።
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
ብጸሎት ተጊሀ ናባኻ ክቐርብ
ስቡር መንፈስ ሂብካ ንሕይወተይ ሓድሶ፡
እንተ ደኸምኩኳ ክስዕበካ ኢየ
ብኃይሊ መንፈስካ ክኽተለካ'የ።
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
ጊዜኡ ዝኸፍአ እንተ መሰለኒ
ካባኻ ከይርሕቕ መንፈስካ ሃበኒ፡
ንሕይወተይ ባርኽ ካልእ ኣይደልን'የ
ፍትወት ዓለም ኵሉ ኃዲገዮ ኢየ።
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
ንድምጺ ጸሎተይ ንዅሉ ሰሚዕካ
ኣእዳውካ ዘርጊሕካ ባርኸኒ ኢኻ
ንምሉእ ሕይወተይ ክነብር ምሳኻ
ከም ቃልካ ክኸውን ይኹን ከም ፍቓድካ።
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ኣምላኸይ
O amlakey
VERSE 1
ንኣኻ ከገልግል ፍቓድካ ካብ ኮነ
ሕይወተይ ኣወፊ ንኣካ ኣሚነ፡
በረከት ክረክብ ተጊሀ እጽበ
ዓለም ምስ ክፍኣታ ንዅሉ ኃዲገ።
CHORUS
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
VERSE 2
ብጸሎት ተጊሀ ናባኻ ክቐርብ
ስቡር መንፈስ ሂብካ ንሕይወተይ ሓድሶ፡
እንተ ደኸምኩኳ ክስዕበካ ኢየ
ብኃይሊ መንፈስካ ክኽተለካ'የ።
CHORUS
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
VERSE 3
ጊዜኡ ዝኸፍአ እንተ መሰለኒ
ካባኻ ከይርሕቕ መንፈስካ ሃበኒ፡
ንሕይወተይ ባርኽ ካልእ ኣይደልን'የ
ፍትወት ዓለም ኵሉ ኃዲገዮ ኢየ።
CHORUS
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።
VERSE 4
ንድምጺ ጸሎተይ ንዅሉ ሰሚዕካ
ኣእዳውካ ዘርጊሕካ ባርኸኒ ኢኻ
ንምሉእ ሕይወተይ ክነብር ምሳኻ
ከም ቃልካ ክኸውን ይኹን ከም ፍቓድካ።
CHORUS
ኦ ኣምላኸይ ከም ፍቓድካ፡
ክመስል ንኣኻ ባርኸኒ ኢኻ።

