ኦ ኣቦ ብዙሕ እዩ ውዕለትካ
Lyrics
ኦ ኣቦ ብዙሕ እዩ ውዕለትካ
ነክብረካ ቅዱስ እናበልና
ውዕለትካ ኩሉ እናዘከርና
ኣብ ጸጽባሕ ሓድስ ልባትና /2/
ኣንታ ዓቢ ቅዱስ ቅዱስ ኣንጠንዮስ (4)
ንሕና ደቅካ ናይ ምንቅቃሕ መንፈስ
ከተማልደልና ንትስፎ ኣሎና
ኦ ኣቦይ መንገዲ ሰማይ ክፈተልና
ደበና ጽድቂ ክከበና ኣማልደልና
ኦ ኣቦ መንከረ ቅዱስ ኣቦና
ኣበሳሪ ወንገል ኣብ ሕይወትና
ኣብ ዙፋን እቲ ልዑል ትነብር
ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ውሽጥና ኣምብር /2/
ኣንታ ዓቢ ቅዱስ ቅዱስ ኣንጠንዮስ (4)
ንሕና ደቅካ ናይ ምንቅቃሕ መንፈስ
ከተማልደልና ንትስፎ ኣሎና
ኦ ኣቦይ ቀንዴል ብርሃንካ ኣብርሃልና
ክንከውን መሪሕ ንሕዝብና ኣብ ጉዕዞና
ኦ ኣቦይ መንገዲ ሰማይ ክፈተልና
ደበና ጽድቂ ክከበና ኣማልደልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ኣቦ ብዙሕ እዩ ውዕለትካ
O Abo Bzuh Eyu Weeletka
VERSE 1
ኦ ኣቦ ብዙሕ እዩ ውዕለትካ
ነክብረካ ቅዱስ እናበልና
ውዕለትካ ኩሉ እናዘከርና
ኣብ ጸጽባሕ ሓድስ ልባትና /2/
CHORUS
ኣንታ ዓቢ ቅዱስ ቅዱስ ኣንጠንዮስ (4)
ንሕና ደቅካ ናይ ምንቅቃሕ መንፈስ
ከተማልደልና ንትስፎ ኣሎና
CHORUS
ኦ ኣቦይ መንገዲ ሰማይ ክፈተልና
ደበና ጽድቂ ክከበና ኣማልደልና
VERSE 2
ኦ ኣቦ መንከረ ቅዱስ ኣቦና
ኣበሳሪ ወንገል ኣብ ሕይወትና
ኣብ ዙፋን እቲ ልዑል ትነብር
ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ውሽጥና ኣምብር /2/
CHORUS
ኣንታ ዓቢ ቅዱስ ቅዱስ ኣንጠንዮስ (4)
ንሕና ደቅካ ናይ ምንቅቃሕ መንፈስ
ከተማልደልና ንትስፎ ኣሎና
VERSE 3
ኦ ኣቦይ ቀንዴል ብርሃንካ ኣብርሃልና
ክንከውን መሪሕ ንሕዝብና ኣብ ጉዕዞና
CHORUS
ኦ ኣቦይ መንገዲ ሰማይ ክፈተልና
ደበና ጽድቂ ክከበና ኣማልደልና