ንዘምር ሆሳእና
Lyrics
ቅድስቲ ሃገርና ኦ ኢየሩሳሌም፡
ምስጋና ብዙሕ ኣዩ ኣብ መላ ዓለም (2)
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
ኣድጊ ተወጢሑ ጐይታ ዝመጸኪ፡
ኢየሱስ ክርስቶስ'ዩ መድኅን ዝኾነኪ (2)
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
ፈላጣት ኢና ኪብሉ ብትዕቢት ኪተሩ
መንእሰይ ሕፃናት ብሓደ ዘመሩ
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
ሰብ እንተዘመረ ኣየገርምን'ዩ፡
ሆሳእና ሰብ ዘይኮነ እምኒ ዘዘምር'ዩ(2)
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
ኣኅዋት ንዘምረሉ ንጐይታይ ሓቢርና፡
ምጽኣት ምስ ኮነ ከይንኽውል ገጽና (2)
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
ክመጽእ'ዩ ጊዜ እንሕጐሰሉ፡
ስየ ዓቲርና ዕልል እንብለሉ (2)
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንዘምር ሆሳእና
Nzemr hosaena
VERSE 1
ቅድስቲ ሃገርና ኦ ኢየሩሳሌም፡
ምስጋና ብዙሕ ኣዩ ኣብ መላ ዓለም (2)
CHORUS
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
VERSE 2
ኣድጊ ተወጢሑ ጐይታ ዝመጸኪ፡
ኢየሱስ ክርስቶስ'ዩ መድኅን ዝኾነኪ (2)
CHORUS
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
VERSE 3
ፈላጣት ኢና ኪብሉ ብትዕቢት ኪተሩ
መንእሰይ ሕፃናት ብሓደ ዘመሩ
CHORUS
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
VERSE 4
ሰብ እንተዘመረ ኣየገርምን'ዩ፡
ሆሳእና ሰብ ዘይኮነ እምኒ ዘዘምር'ዩ(2)
CHORUS
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
VERSE 5
ኣኅዋት ንዘምረሉ ንጐይታይ ሓቢርና፡
ምጽኣት ምስ ኮነ ከይንኽውል ገጽና (2)
CHORUS
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።
VERSE 6
ክመጽእ'ዩ ጊዜ እንሕጐሰሉ፡
ስየ ዓቲርና ዕልል እንብለሉ (2)
CHORUS
ንዘምር ሆሳእና
ዕልል'ውን ንበለሉ ንጐይታና።

