ንጽሕቲ ታቦት ሓዲሽ ኪዳን
Lyrics
ከምቲ ታቦት ኣምላኽ መንበርኡ ጽሩይ ወርቂ
ንዓኺ ማርያም ሕያው ቃል ኣምላኽ ዝጾርኪ
ኣንጺሑ ኣጽርዩ ኣዳልዩኪ ልዑል ፈጣሪ
ንጽሕቲ ታቦት ሓዲሽ ኪዳን መንታን ክትኮኒ
ኦ ንጽሕቲ ድንግል ንግስቲ ሰማይ
ሓዳስ መርከብ ኖህ ጸዋሪት ኤልሻዳይ
ኦ ዳግማዊት ሄዋን ኣደ ሕያዋን
ርሕርሕቲ ኣደ ጸግዒ ሓጢኣተኛታት
ከም ንጉስ ዳዊት ኣብ ቅድሚ ታቦት ኣምላኽ
ከም ሕጻን ዮሓንስ ኣብ ከርሲ ኤልሳቤጥ
ድምጺ ኣደ ጎይታይ ሰሚዐ ልበይ ክሰራሰር
ንጽሕቲ ኣደይ እንሆ ንዓኺ ይጽበይ
ኦ ንጽሕቲ ድንግል ንግስቲ ሰማይ
ሓዳስ መርከብ ኖህ ጸዋሪት ኤልሻዳይ
ኦ ዳግማዊት ሄዋን ኣደ ሕያዋን
ርሕርሕቲ ኣደ ጸግዒ ሓጢኣተኛታት
ዝተወደአ ኣጋንእ ጥዑም ወይኒ ክመልእ
ዘመን ንብዓትና ዘመን ዕልልታ ክልወጥ
ኣምላኽ ሂቡና ንዓኺ ክትኮኒ ኣዴና
ድልየትና ዘበለ እንካብ ጎይታ ክትልምንልና
ኦ ንጽሕቲ ድንግል ንግስቲ ሰማይ
ሓዳስ መርከብ ኖህ ጸዋሪት ኤልሻዳይ
ኦ ዳግማዊት ሄዋን ኣደ ህያዋን
ርሕርሕቲ ኣደ ጸግዒ ሓጢኣተኛታት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንጽሕቲ ታቦት ሓዲሽ ኪዳን
Ntshti tabot hadis kidan
VERSE 1
ከምቲ ታቦት ኣምላኽ መንበርኡ ጽሩይ ወርቂ
ንዓኺ ማርያም ሕያው ቃል ኣምላኽ ዝጾርኪ
ኣንጺሑ ኣጽርዩ ኣዳልዩኪ ልዑል ፈጣሪ
ንጽሕቲ ታቦት ሓዲሽ ኪዳን መንታን ክትኮኒ
CHORUS
ኦ ንጽሕቲ ድንግል ንግስቲ ሰማይ
ሓዳስ መርከብ ኖህ ጸዋሪት ኤልሻዳይ
ኦ ዳግማዊት ሄዋን ኣደ ሕያዋን
ርሕርሕቲ ኣደ ጸግዒ ሓጢኣተኛታት
VERSE 2
ከም ንጉስ ዳዊት ኣብ ቅድሚ ታቦት ኣምላኽ
ከም ሕጻን ዮሓንስ ኣብ ከርሲ ኤልሳቤጥ
ድምጺ ኣደ ጎይታይ ሰሚዐ ልበይ ክሰራሰር
ንጽሕቲ ኣደይ እንሆ ንዓኺ ይጽበይ
CHORUS
ኦ ንጽሕቲ ድንግል ንግስቲ ሰማይ
ሓዳስ መርከብ ኖህ ጸዋሪት ኤልሻዳይ
ኦ ዳግማዊት ሄዋን ኣደ ሕያዋን
ርሕርሕቲ ኣደ ጸግዒ ሓጢኣተኛታት
VERSE 3
ዝተወደአ ኣጋንእ ጥዑም ወይኒ ክመልእ
ዘመን ንብዓትና ዘመን ዕልልታ ክልወጥ
ኣምላኽ ሂቡና ንዓኺ ክትኮኒ ኣዴና
ድልየትና ዘበለ እንካብ ጎይታ ክትልምንልና
VERSE 4
ኦ ንጽሕቲ ድንግል ንግስቲ ሰማይ
ሓዳስ መርከብ ኖህ ጸዋሪት ኤልሻዳይ
ኦ ዳግማዊት ሄዋን ኣደ ህያዋን
ርሕርሕቲ ኣደ ጸግዒ ሓጢኣተኛታት