ክጽልየልና’ዩ
Lyrics
ለዶቪኮ ፓቮኒ መፍቀሪ ማርያም ኣዴና
ኣቦ ዘኻትም ድኻታት ንትሕትና መሪጽካ
ክብሪ/2/ ቅድስና ለቢስካ
ጸጋ/3/ ልዑል ሓፊስካ
ሎሚ ይዘከር ሕሉፍ ዕዮኻ
ሎሚ ይዘከር እሙን ምኻንካ
ሎሚ ይዘከር ሓልዮት ፍቕርኻ
ሎሚ ይዘከር ውፉይ ጉዕዘኻ
ፓቮኒ እቲ ብፍቕሪ ትማሊ ዝነበርካዮ
ፓቮኒ መስቀል ክርስቶስ ብምልኣት ዝጸወርካዮ
ፓቮኒ ጻዊዒት ጎይታ ብቕጽበት ምላሽ ዝሃብካ
መንገዲ ጎይታ ብተስፋ ዘምሃርካና
ለዶቪኮ ፓቮኒ መፍቀሪ ማርያም ኣዴና
ኣቦ ዘኻትም ድኻታት ንትሕትና መሪጽካ
ክብሪ/2/ ቅድስና ለቢስካ
ጸጋ/3/ ልዑል ሓፊስካ
ሎሚ ይዘከር ሕሉፍ ዕዮኻ
ሎሚ ይዘከር እሙን ምኻንካ
ሎሚ ይዘከር ሓልዮት ፍቕርኻ
ሎሚ ይዘከር ውፉይ ጉዕዘኻ
ፓቮኒ እቲ ብፍቕሪ ትማሊ ዝነበርካዮ
ፓቮኒ መስቀል ክርስቶስ ብምልኣት ዝጸወርካዮ
ፓቮኒ ጻዊዒት ጎይታ ብቕጽበት ምላሽ ዝሃብካ
መንገዲ ጎይታ ብተስፋ ዘምሃርካና
ኣብ መንግስተ ሰማይ ከነዕርፍ ኢና
ተስፋና ንላዕሊ ነብሎ ኣጆና
ስቓይ ናይዛ ዓለም ከም ከንቱ ቆጺርና
ንቅዱስ ፓቮኒ ንስዓቦ ኩልና
ክጽልየልና’ዩ ክጽልየልና
ጸጋ ውህበቱ ከማልደልና/3/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክጽልየልና’ዩ
Ktslyelna eyu
CHORUS
ለዶቪኮ ፓቮኒ መፍቀሪ ማርያም ኣዴና
ኣቦ ዘኻትም ድኻታት ንትሕትና መሪጽካ
ክብሪ/2/ ቅድስና ለቢስካ
ጸጋ/3/ ልዑል ሓፊስካ
CHORUS
ሎሚ ይዘከር ሕሉፍ ዕዮኻ
ሎሚ ይዘከር እሙን ምኻንካ
ሎሚ ይዘከር ሓልዮት ፍቕርኻ
ሎሚ ይዘከር ውፉይ ጉዕዘኻ
CHORUS
ፓቮኒ እቲ ብፍቕሪ ትማሊ ዝነበርካዮ
ፓቮኒ መስቀል ክርስቶስ ብምልኣት ዝጸወርካዮ
ፓቮኒ ጻዊዒት ጎይታ ብቕጽበት ምላሽ ዝሃብካ
መንገዲ ጎይታ ብተስፋ ዘምሃርካና
CHORUS
ለዶቪኮ ፓቮኒ መፍቀሪ ማርያም ኣዴና
ኣቦ ዘኻትም ድኻታት ንትሕትና መሪጽካ
ክብሪ/2/ ቅድስና ለቢስካ
ጸጋ/3/ ልዑል ሓፊስካ
CHORUS
ሎሚ ይዘከር ሕሉፍ ዕዮኻ
ሎሚ ይዘከር እሙን ምኻንካ
ሎሚ ይዘከር ሓልዮት ፍቕርኻ
ሎሚ ይዘከር ውፉይ ጉዕዘኻ
CHORUS
ፓቮኒ እቲ ብፍቕሪ ትማሊ ዝነበርካዮ
ፓቮኒ መስቀል ክርስቶስ ብምልኣት ዝጸወርካዮ
ፓቮኒ ጻዊዒት ጎይታ ብቕጽበት ምላሽ ዝሃብካ
መንገዲ ጎይታ ብተስፋ ዘምሃርካና
VERSE 1
ኣብ መንግስተ ሰማይ ከነዕርፍ ኢና
ተስፋና ንላዕሊ ነብሎ ኣጆና
ስቓይ ናይዛ ዓለም ከም ከንቱ ቆጺርና
ንቅዱስ ፓቮኒ ንስዓቦ ኩልና
VERSE 2
ክጽልየልና’ዩ ክጽልየልና
ጸጋ ውህበቱ ከማልደልና/3/