ክንደይ ይማርኽ ጸዋዕታኻ
Lyrics
ብዙሕ ፍቕሪ ምሂርካና ክንስዕቦ መገድኻ
ኣብዚ ክፉእ ዘመን ክንዝክሮም ንኣሕዋትና
ብዙሕ ምኽሪ ትምዕደና ኣሎኻ ክንስዕቦ መገድኻ
ልብና ክድንግጽ ክንረድኦም ንኣሕዋትና
ኣታ ብሩኽ ኣቦ ሕያዋይ
ፓቮኒ ንርሱዕ ዘበለስ ንስኻ ክትናቢይ
ቅዱስ (4) ብጹእ (4) ጻድቕ (4)
ኣብ ዓለም ሕሱርን ንዑቑን ሕይወት መሪጽካዮ
በዒንቲ ኣምላኽ ምንባር ምስጢሩ ፈሊጥካዮ
ሕጂ ግን ብዓቢ ታሕጓስ ኣብ የማኑ’ለኻ
ሕጂ ግን ብዓቢ ታሕጓስ ኣብ የማን ኣምላኽ ኣለኻ /2/
ድኻታትን ዘኽታምን ከም እግዚኣብሔር ኣቦ ካብ ጎደናታት ትዕድሞም
ሓንካሳትን ቆርያትን ናብ ክቡር ማኣዲ ፍቅርኻ ተቐምጦም
ክንደይ ይማርኽ /2/ ጸዋዕታኻ
ክንደይ ይምስጥ /2/ ቲ’ጉዕዘኻ
ምውዓልካን ምሕዳርካን ክትነብሮ ፍቕሪ ጎይታኻ
ሃረር ይብል ኣለኹ /2/ እዚ ጸጋ’ዚ
ሃረር ይብል ኣለኹ /2/ ወሸለ ረኺበ
ይልምም ኣለኹ ብጻድካ ጌረ
ጻድቅሲ በቲ ዝርእዮ ሓላፊ ነገር ዘይኮነስ
በቲ ናይ ዘለኣለም ክብሪ እዩ ዝኣምን
እወ ስቃይ መከራ ኣብዚ ዓለም ንዕኡ ጣዕሚዩ
እወ ከም ክርስቶስ ክሓልፎ ናይ ስደት ዘመኑ
ኣታ ብሩኽ ኣቦ ሕያዋይ
ፓቮኒ ንርሱዕ ዘበለስ ንስኻ ክትናቢይ
ቅዱስ (4) ብጹእ (4) ጻድቕ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክንደይ ይማርኽ ጸዋዕታኻ
Kndey ymark tsewaetaka
VERSE 1
ብዙሕ ፍቕሪ ምሂርካና ክንስዕቦ መገድኻ
ኣብዚ ክፉእ ዘመን ክንዝክሮም ንኣሕዋትና
ብዙሕ ምኽሪ ትምዕደና ኣሎኻ ክንስዕቦ መገድኻ
ልብና ክድንግጽ ክንረድኦም ንኣሕዋትና
CHORUS
ኣታ ብሩኽ ኣቦ ሕያዋይ
ፓቮኒ ንርሱዕ ዘበለስ ንስኻ ክትናቢይ
ቅዱስ (4) ብጹእ (4) ጻድቕ (4)
VERSE 2
ኣብ ዓለም ሕሱርን ንዑቑን ሕይወት መሪጽካዮ
በዒንቲ ኣምላኽ ምንባር ምስጢሩ ፈሊጥካዮ
ሕጂ ግን ብዓቢ ታሕጓስ ኣብ የማኑ’ለኻ
ሕጂ ግን ብዓቢ ታሕጓስ ኣብ የማን ኣምላኽ ኣለኻ /2/
VERSE 3
ድኻታትን ዘኽታምን ከም እግዚኣብሔር ኣቦ ካብ ጎደናታት ትዕድሞም
ሓንካሳትን ቆርያትን ናብ ክቡር ማኣዲ ፍቅርኻ ተቐምጦም
VERSE 6
ክንደይ ይማርኽ /2/ ጸዋዕታኻ
ክንደይ ይምስጥ /2/ ቲ’ጉዕዘኻ
ምውዓልካን ምሕዳርካን ክትነብሮ ፍቕሪ ጎይታኻ
VERSE 4
ሃረር ይብል ኣለኹ /2/ እዚ ጸጋ’ዚ
ሃረር ይብል ኣለኹ /2/ ወሸለ ረኺበ
ይልምም ኣለኹ ብጻድካ ጌረ
VERSE 5
ጻድቅሲ በቲ ዝርእዮ ሓላፊ ነገር ዘይኮነስ
በቲ ናይ ዘለኣለም ክብሪ እዩ ዝኣምን
እወ ስቃይ መከራ ኣብዚ ዓለም ንዕኡ ጣዕሚዩ
እወ ከም ክርስቶስ ክሓልፎ ናይ ስደት ዘመኑ
CHORUS
ኣታ ብሩኽ ኣቦ ሕያዋይ
ፓቮኒ ንርሱዕ ዘበለስ ንስኻ ክትናቢይ
ቅዱስ (4) ብጹእ (4) ጻድቕ (4)