ብርሃን መንእሰያት
Lyrics
ኣብዛ ጸላም ዓለም ርግኣት ዘይብላ
ዓመጽ ገኒኑ ወዲ ሰብ ዝጭኮነላ
ኣምላኽና ብሂጉ ፍትሒ ከውጽኣልና
ብርሃን ተወሊዱ ኣብዛ ምድርና
ቤት ኢኻ ጸግዒ ገዛ ንዘይብሎም
ብርሃን ልቢ ኢኻ ፍጹም ንዝጸልመቶም
እዝኒ ኢኻ ደንጋጺ ንዝሰእኑ ሰማዒ
ተስፋ መንእሰያት ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
ንዝጠመዩ መግቢ ንዝሓዘኑ መጸናንዒ
ንዝዓረቑ ልብሲ ንዝሓመሙ ፈውሲ
ንዘኽታማት ኣቦ ንጭኩናት ፍትሒ
ትሑት ኣባት ነፍሲ ካህን ብግብሪ
ቤት ኢኻ ጸግዒ ገዛ ንዘይብሎም
ብርሃን ልቢ ኢኻ ፍጹም ንዝጸልመቶም
እዝኒ ኢኻ ደንጋጺ ንዝሰእኑ ሰማዒ
ተስፋ መንእሰያት ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
ሰናይ ዘርኢ ወንጌል ክትዘርእ ወጺእካ
ኣእላፍ ፈሪኻ እሙን ኣገልጋሊ ዝተሰመኻ
ብትኣዝዞን ንጽሕናን ናብ ክርስቶስ ክንዓቢ
ኣማልደልና ንዓና ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
ቤት ኢኻ ጸግዒ ገዛ ንዘይብሎም
ብርሃን ልቢ ኢኻ ፍጹም ንዝጸልመቶም
እዝኒ ኢኻ ደንጋጺ ንዝሰእኑ ሰማዒ
ተስፋ መንእሰያት ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብርሃን መንእሰያት
Brhan meneseyat
VERSE 1
ኣብዛ ጸላም ዓለም ርግኣት ዘይብላ
ዓመጽ ገኒኑ ወዲ ሰብ ዝጭኮነላ
ኣምላኽና ብሂጉ ፍትሒ ከውጽኣልና
ብርሃን ተወሊዱ ኣብዛ ምድርና
CHORUS
ቤት ኢኻ ጸግዒ ገዛ ንዘይብሎም
ብርሃን ልቢ ኢኻ ፍጹም ንዝጸልመቶም
እዝኒ ኢኻ ደንጋጺ ንዝሰእኑ ሰማዒ
ተስፋ መንእሰያት ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
VERSE 2
ንዝጠመዩ መግቢ ንዝሓዘኑ መጸናንዒ
ንዝዓረቑ ልብሲ ንዝሓመሙ ፈውሲ
ንዘኽታማት ኣቦ ንጭኩናት ፍትሒ
ትሑት ኣባት ነፍሲ ካህን ብግብሪ
CHORUS
ቤት ኢኻ ጸግዒ ገዛ ንዘይብሎም
ብርሃን ልቢ ኢኻ ፍጹም ንዝጸልመቶም
እዝኒ ኢኻ ደንጋጺ ንዝሰእኑ ሰማዒ
ተስፋ መንእሰያት ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
VERSE 3
ሰናይ ዘርኢ ወንጌል ክትዘርእ ወጺእካ
ኣእላፍ ፈሪኻ እሙን ኣገልጋሊ ዝተሰመኻ
ብትኣዝዞን ንጽሕናን ናብ ክርስቶስ ክንዓቢ
ኣማልደልና ንዓና ኦ ቅዱስ ፓቮኒ
CHORUS
ቤት ኢኻ ጸግዒ ገዛ ንዘይብሎም
ብርሃን ልቢ ኢኻ ፍጹም ንዝጸልመቶም
እዝኒ ኢኻ ደንጋጺ ንዝሰእኑ ሰማዒ
ተስፋ መንእሰያት ኦ ቅዱስ ፓቮኒ