ምሕረትካ
Lyrics
ምሕረትካ ከስተንትን እንከለኹ
ውዑይ ንብዓተይ ዓጋቲ እስእነሉ
ጣዕሳ ልበይ ብቆላሕታይ እትፈልጦ
ድንጋጸኻ ኣይፍለየንን ምሕረትካስ ክጥዕሞ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ንስኻ እትዝክረኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ምሕረትካ እትዳንየኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ሕልፊ ካልኦት ዝሕረ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ኣብ መጓሴኻ ሓቢረ
ኣብ ክብሪ ርእሰይ ተሪፈ ምሕረትካ ከስተማቕር
ካብ ምሕረትካ’ዩ ኮይንለይ ምስጋናኻ ክነግር
ቆላሕታኻ ምምላሰይ ይጽበ ክትምሕረኒ ትህንጠ
ካብቲ ምሉእ ቁጽሪ ፈሊኻ ቀረባይ ኢኻ ኢልካ ባዕልኻ
ምሕረት ኢኻ ምሕረት ብርእሱ
ዘይትጥዓስ ልብኻ ዘይሕሱ
ብምሕረትካ ተስፋይ ትመልኦ
ቁጥቁጥ ልበይ ፍርያም ትገብሮ
ድሃይ ልበይ ኣብ እዝንኻ በጺሑ
መን ኮይነ’የ ምሕላፍካ ብኣይ ኮይኑ
ኣብ ቤተይ ክትውዕል ግድን ዝኾነካ
ተወጢሕካኒ ማእሰረይ ፈቲሕካ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ንስኻ እትዝክረኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ምሕረትካ እትዳንየኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ሕልፊ ካልኦት ዝሕረ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ኣብ መጓሴኻ ሓቢረ
ምሕረት ኢኻ ምሕረት ብርእሱ
ዘይትጥዓስ ልብኻ ዘይሕሱ
ብምሕረትካ ተስፋይ ትመልኦ
ቁጥቁጥ ልበይ ፍርያም ትገብሮ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሕረትካ
Mhretka
VERSE 1
ምሕረትካ ከስተንትን እንከለኹ
ውዑይ ንብዓተይ ዓጋቲ እስእነሉ
ጣዕሳ ልበይ ብቆላሕታይ እትፈልጦ
ድንጋጸኻ ኣይፍለየንን ምሕረትካስ ክጥዕሞ
CHORUS
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ንስኻ እትዝክረኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ምሕረትካ እትዳንየኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ሕልፊ ካልኦት ዝሕረ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ኣብ መጓሴኻ ሓቢረ
VERSE 2
ኣብ ክብሪ ርእሰይ ተሪፈ ምሕረትካ ከስተማቕር
ካብ ምሕረትካ’ዩ ኮይንለይ ምስጋናኻ ክነግር
ቆላሕታኻ ምምላሰይ ይጽበ ክትምሕረኒ ትህንጠ
ካብቲ ምሉእ ቁጽሪ ፈሊኻ ቀረባይ ኢኻ ኢልካ ባዕልኻ
CHORUS
ምሕረት ኢኻ ምሕረት ብርእሱ
ዘይትጥዓስ ልብኻ ዘይሕሱ
ብምሕረትካ ተስፋይ ትመልኦ
ቁጥቁጥ ልበይ ፍርያም ትገብሮ
VERSE 3
ድሃይ ልበይ ኣብ እዝንኻ በጺሑ
መን ኮይነ’የ ምሕላፍካ ብኣይ ኮይኑ
ኣብ ቤተይ ክትውዕል ግድን ዝኾነካ
ተወጢሕካኒ ማእሰረይ ፈቲሕካ
CHORUS
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ንስኻ እትዝክረኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ምሕረትካ እትዳንየኒ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ሕልፊ ካልኦት ዝሕረ
አረ መን ኮይነ’የ ኣነ ኣብ መጓሴኻ ሓቢረ
CHORUS
ምሕረት ኢኻ ምሕረት ብርእሱ
ዘይትጥዓስ ልብኻ ዘይሕሱ
ብምሕረትካ ተስፋይ ትመልኦ
ቁጥቁጥ ልበይ ፍርያም ትገብሮ