ፍቕርኻ ጢዒሙኒ
Lyrics
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሓለፋ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሕይወት ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ምንጋፍ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ጣዕምኻ ኣለዎ
ኣብቲ ዝወዳእክሉ ኢየሱስ ናባይ መጺኡ/2/
ኣኹልካ ኢሉኒ ብፍቕሪ ሓቒፉ/2/
ኣብ ኢዱ ዝወቀጠኒ ኣይኮነሉን ክገድፈኒ
ቀቅድሚ ምዝራበይ ዘለኽዎ ዝርድኣለይ/2/
ብባህርየይ ዘማዊ ቁጥዓኻ ዝተገባእኩ
ካብ ሕብረት እስራኤል ብግብረይ ዝተፈለኹ
ውህበትካ’ዩ ኣምላኸይ ብጸጋ ዝደሓንኩ
ብምፍሳስ ናይ ደምካ ኢየሱሰይ ቀረብኩ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሓለፋ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሕይወት ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ምንጋፍ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ጣዕምኻ ኣለዎ
ኣብቲ ዝወዳእክሉ ኢየሱስ ናባይ መጺኡ/2/
ኣኹልካ ኢሉኒ ብፍቕሪ ሓቒፉ/2/
ኣብ ኢዱ ዝወቀጠኒ ኣይኮነሉን ክገድፈኒ
ቀቅድሚ ምዝራበይ ዘለኽዎ ዝርድኣለይ/2/
ድኻመይ ዝርድኣካ ምምላሰይ ትጽበ
ካብ ገጽካ እንዳራሓቕኩ ካብ ገጸይ ዘይትፍለ
ህርመት ልበይ ትሕሉ ኣብ ዝተዳሃኹኻ ትህሉ
ካብ ዘልኣለም ኩነኔይ ድሕነተይ ትፈቱ
ኣይብሓይለይን ብኽእለተይን
ብኸምኡ ደሊኻኒ ኣምላኸይ
ቀሪበ ቀረባኻ ጌርካኒ
ተሓቒፈ ፍቕርኻ ኣለኹ ጢዒሙኒ
እጥዕመኒ ኣሎ/3/ ፍቕርኻ እጥዕመኒ ኣሎ
ጢዒሙኒ ኣሎ/3/ ፍቕርኻ ጢዒሙኒ
ተሰማሚዑኒ/3/ ፍቕርኻ ተሰማሚዑኒ/4/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቕርኻ ጢዒሙኒ
Fkrka tiemuni
CHORUS
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሓለፋ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሕይወት ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ምንጋፍ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ጣዕምኻ ኣለዎ
CHORUS
ኣብቲ ዝወዳእክሉ ኢየሱስ ናባይ መጺኡ/2/
ኣኹልካ ኢሉኒ ብፍቕሪ ሓቒፉ/2/
ኣብ ኢዱ ዝወቀጠኒ ኣይኮነሉን ክገድፈኒ
ቀቅድሚ ምዝራበይ ዘለኽዎ ዝርድኣለይ/2/
VERSE 1
ብባህርየይ ዘማዊ ቁጥዓኻ ዝተገባእኩ
ካብ ሕብረት እስራኤል ብግብረይ ዝተፈለኹ
ውህበትካ’ዩ ኣምላኸይ ብጸጋ ዝደሓንኩ
ብምፍሳስ ናይ ደምካ ኢየሱሰይ ቀረብኩ
CHORUS
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሓለፋ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ሕይወት ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ምንጋፍ ኣለዎ
እዚ ፍቕሪ’ዚ ጣዕምኻ ኣለዎ
CHORUS
ኣብቲ ዝወዳእክሉ ኢየሱስ ናባይ መጺኡ/2/
ኣኹልካ ኢሉኒ ብፍቕሪ ሓቒፉ/2/
ኣብ ኢዱ ዝወቀጠኒ ኣይኮነሉን ክገድፈኒ
ቀቅድሚ ምዝራበይ ዘለኽዎ ዝርድኣለይ/2/
VERSE 2
ድኻመይ ዝርድኣካ ምምላሰይ ትጽበ
ካብ ገጽካ እንዳራሓቕኩ ካብ ገጸይ ዘይትፍለ
ህርመት ልበይ ትሕሉ ኣብ ዝተዳሃኹኻ ትህሉ
ካብ ዘልኣለም ኩነኔይ ድሕነተይ ትፈቱ
VERSE 3
ኣይብሓይለይን ብኽእለተይን
ብኸምኡ ደሊኻኒ ኣምላኸይ
ቀሪበ ቀረባኻ ጌርካኒ
ተሓቒፈ ፍቕርኻ ኣለኹ ጢዒሙኒ
VERSE 4
እጥዕመኒ ኣሎ/3/ ፍቕርኻ እጥዕመኒ ኣሎ
ጢዒሙኒ ኣሎ/3/ ፍቕርኻ ጢዒሙኒ
ተሰማሚዑኒ/3/ ፍቕርኻ ተሰማሚዑኒ/4/