ንጥምት ናብ መስቀልካ
Lyrics
ከም ዝተዘርፋ ኣባጊዕ ዋና ዘይብለን
ፋሕ ኢልና ደቅኻ ናብ ርሑቕ ስደት
ረዳኢ ዘይብልና ንመውት ኣሎና
ድራር ዓሳ ባሕሪ ቀላይ ይውሕጠና
መወዳእታና ከምዚ ድዩ ኣኺልዎ ዘመና
በዲልናካ ኢና’ሞ ጎይታ ራሕርሓልና /2/
ዓሎና ሓጣእና ቀለልና ኣብ ቅድሜካ
ርኽሰትና በዚሑ ገጽካዉን ከወልካልና
ሓሙኽሽቲ ነስነስና
ወጮውን ተከዲና
ንድፋእ ኣብ እግርኻ
ንጥምት ናብ መስቀልካ
ኣእዳውና ውን ነልዕሎ
ምሕረትካ ክበዝሓልና
ሕዝቢ ዝነበራ ባድማ ኮነት
ኣደ ሸውዓተ ውን ከም መኻን ተቖጽረት
ደቃ ብጸላኢ ምርኮ ተወስዱ
ኣቦታት ብጓሂ ልቦም ተሰብሩ
ሓጥያትና ኣብ ቅድሜና እንሆ ተሰጢሑ
ዝኣመናዮ ከውሒ ሰልሚ ኮይኑ ጸኒሑ /2/
ዓሎና ሓጣእና ቀለልና ኣብ ቅድሜካ
ርኽሰትና በዚሑ ገጽካዉን ከወልካልና
ሓሙኽሽቲ ነስነስና
ወጮውን ተከዲና
ንድፋእ ኣብ እግርኻ
ንጥምት ናብ መስቀልካ
ኣእዳውና ውን ነልዕሎ
ምሕረትካ ክበዝሓልና
ትካዝና በዚሑ ጽልግላግ ኢሉና
ብርሃንካ እናበርሀ ንሕናስ ጸልሚቱና
ትንፋስና ሕጺራ ትልኽ ትብል ኣላ
ተስፋ ዘንበርናሉ ማይ’ዩ ኣዕሚኹና
ትውክልትና ፈሪሱ ጓሂ ኣግዚሙና
ሻምብቆ ምንባሩ ሎሚ በሪሁልና /2/
ዓሎና ሓጣእና ቀለልና ኣብ ቅድሜካ
ርኽሰትና በዚሑ ገጽካዉን ከወልካልና
ሓሙኽሽቲ ነስነስና
ወጮውን ተከዲና
ንድፋእ ኣብ እግርኻ
ንጥምት ናብ መስቀልካ
ኣእዳውና ውን ነልዕሎ
ምሕረትካ ክበዝሓልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንጥምት ናብ መስቀልካ
Ntmt Nab Mesqelka
VERSE 1
ከም ዝተዘርፋ ኣባጊዕ ዋና ዘይብለን
ፋሕ ኢልና ደቅኻ ናብ ርሑቕ ስደት
ረዳኢ ዘይብልና ንመውት ኣሎና
ድራር ዓሳ ባሕሪ ቀላይ ይውሕጠና
መወዳእታና ከምዚ ድዩ ኣኺልዎ ዘመና
በዲልናካ ኢና’ሞ ጎይታ ራሕርሓልና /2/
CHORUS
ዓሎና ሓጣእና ቀለልና ኣብ ቅድሜካ
ርኽሰትና በዚሑ ገጽካዉን ከወልካልና
ሓሙኽሽቲ ነስነስና
ወጮውን ተከዲና
ንድፋእ ኣብ እግርኻ
ንጥምት ናብ መስቀልካ
ኣእዳውና ውን ነልዕሎ
ምሕረትካ ክበዝሓልና
VERSE 2
ሕዝቢ ዝነበራ ባድማ ኮነት
ኣደ ሸውዓተ ውን ከም መኻን ተቖጽረት
ደቃ ብጸላኢ ምርኮ ተወስዱ
ኣቦታት ብጓሂ ልቦም ተሰብሩ
ሓጥያትና ኣብ ቅድሜና እንሆ ተሰጢሑ
ዝኣመናዮ ከውሒ ሰልሚ ኮይኑ ጸኒሑ /2/
CHORUS
ዓሎና ሓጣእና ቀለልና ኣብ ቅድሜካ
ርኽሰትና በዚሑ ገጽካዉን ከወልካልና
ሓሙኽሽቲ ነስነስና
ወጮውን ተከዲና
ንድፋእ ኣብ እግርኻ
ንጥምት ናብ መስቀልካ
ኣእዳውና ውን ነልዕሎ
ምሕረትካ ክበዝሓልና
VERSE 3
ትካዝና በዚሑ ጽልግላግ ኢሉና
ብርሃንካ እናበርሀ ንሕናስ ጸልሚቱና
ትንፋስና ሕጺራ ትልኽ ትብል ኣላ
ተስፋ ዘንበርናሉ ማይ’ዩ ኣዕሚኹና
ትውክልትና ፈሪሱ ጓሂ ኣግዚሙና
ሻምብቆ ምንባሩ ሎሚ በሪሁልና /2/
CHORUS
ዓሎና ሓጣእና ቀለልና ኣብ ቅድሜካ
ርኽሰትና በዚሑ ገጽካዉን ከወልካልና
ሓሙኽሽቲ ነስነስና
ወጮውን ተከዲና
ንድፋእ ኣብ እግርኻ
ንጥምት ናብ መስቀልካ
ኣእዳውና ውን ነልዕሎ
ምሕረትካ ክበዝሓልና