ንሱ ኢዩ ዘዋጽኣኒ
Lyrics
ጽቡቁን ክፉእን ፈሊኻ ምሂርካኒ
ኣነ ግን ኣይገበርኩን ንስኻ ዝበልካኒ
ብፍቃደይ ከይደ ነዊሕ ተጋዒዘ
ኩሉ’ውን ክሳራ ሙኻኑ ተረዲአ
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
መንገድኻ ክሒደ ብፍቃደይ ከይደ
ጽቡቅ ዝረኸብኩ መሲሉኒ ዘንጊዐ
ጎይታየ ይምለስ ኣለኹ ተጣዒሰ
ይቅሬታ እሓትት ኣብ ቅድሜኻ ተደፊኤ
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
ጎይታየ ንኣምላኸይ ንስኻ በይንኻ
መን ኣሎ የሱሰይ ሂወተይ ብዘይካኻ
ፍጹም ዘይደርበኻኒ ጨኪንካ ንውላድካ
ኤልሻዳይ መፍቀሪ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
ብፍቃደይ ከይደ ነዊሕ ተጓዒዘ
ኩሉ’ውን ክሳራ ምኻኑ ተረዲአ
ገይታየ ይምለስ እነኹ ተጣዒሰ
ይቕረታ ይሓትት ቅድሜኻ ተደፊአ
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንሱ ኢዩ ዘዋጽኣኒ
Nsu eyu zewatsani
VERSE 1
ጽቡቁን ክፉእን ፈሊኻ ምሂርካኒ
ኣነ ግን ኣይገበርኩን ንስኻ ዝበልካኒ
ብፍቃደይ ከይደ ነዊሕ ተጋዒዘ
ኩሉ’ውን ክሳራ ሙኻኑ ተረዲአ
CHORUS
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
VERSE 2
መንገድኻ ክሒደ ብፍቃደይ ከይደ
ጽቡቅ ዝረኸብኩ መሲሉኒ ዘንጊዐ
ጎይታየ ይምለስ ኣለኹ ተጣዒሰ
ይቅሬታ እሓትት ኣብ ቅድሜኻ ተደፊኤ
CHORUS
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
VERSE 3
ጎይታየ ንኣምላኸይ ንስኻ በይንኻ
መን ኣሎ የሱሰይ ሂወተይ ብዘይካኻ
ፍጹም ዘይደርበኻኒ ጨኪንካ ንውላድካ
ኤልሻዳይ መፍቀሪ ርሕሩሕ ኣምላኽ ኢኻ
CHORUS
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን
VERSE 4
ብፍቃደይ ከይደ ነዊሕ ተጓዒዘ
ኩሉ’ውን ክሳራ ምኻኑ ተረዲአ
ገይታየ ይምለስ እነኹ ተጣዒሰ
ይቕረታ ይሓትት ቅድሜኻ ተደፊአ
CHORUS
ኣብ ዓለም ዘምጻእክዎ ዋላ ሓንቲ የለን
ከምኡ’ውን ዝማልኦ ዋላ ሓንቲ የለን
እንትርፎ (2) ሰናይ ተግባራተይ
ደሓር ዘዋጽኣኒ ዋላ ሓንቲ የለን