ንሰላመይ
Lyrics
ንሰላመይ ዘየቋርጽ ፈልፋሊ ዒላ ማይ ጌርካዮ
ንስንብራት ውሽጢ ልበይ ዕረፍቲ ህድኣት ሂብካዮ
ጎይታየ ካባኻስ አረ ናበይ እየ ዝኸዶ
ኣባኻስ ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ህድኣት ቃል ኣሎ
ሰላም'ሲ ካባኻ'ዩ ፡ ዕረፍቲ ካባኻ'ዩ /3/
ኣንታ ሰላም ወሃቢ ፡ ኣንታ ዕረፍቲ ልቢ
ኢየሱስ ሰላም ወሃቢ ፡ እየሱስ ዕረፍቲ ልቢ
ኢየሱስ ዕረፍቲ ልቢ /2/
ተስፋኻ እናሃብካ ኣብ ጸጽባሕ ተሐድሰኒ
ካብ ርኽሰተይ ክነጽሕ ፡ ኣጽሪኻ ትሓጽበኒ
ኣምላኸይ እቲ ፍቕርኻስ ስኢነሉ ተወዳዳሪ
ሓልዮትካስ /2/ እየሱሰይ ልዕሊ ወላዲ
የብሉን ተወዳዳሪ /6/
ሓልዮትካስ ልዕሊ ወላዲ
ተስፋ ዓለም ድሕነት እዛ ምድሪ
እየሱሰይ ልዕሊ ወላዲ
ኣብ ሽግረይ ተኻፋሊ
ፍቕርኻስ ልዕሊ ወላዲ
ዓይኒ ማያት ዛራ ፈልፋሊ
ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንሰላመይ
Nselamey
VERSE 1
ንሰላመይ ዘየቋርጽ ፈልፋሊ ዒላ ማይ ጌርካዮ
ንስንብራት ውሽጢ ልበይ ዕረፍቲ ህድኣት ሂብካዮ
ጎይታየ ካባኻስ አረ ናበይ እየ ዝኸዶ
ኣባኻስ ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ህድኣት ቃል ኣሎ
VERSE 2
ሰላም'ሲ ካባኻ'ዩ ፡ ዕረፍቲ ካባኻ'ዩ /3/
ኣንታ ሰላም ወሃቢ ፡ ኣንታ ዕረፍቲ ልቢ
ኢየሱስ ሰላም ወሃቢ ፡ እየሱስ ዕረፍቲ ልቢ
ኢየሱስ ዕረፍቲ ልቢ /2/
VERSE 3
ተስፋኻ እናሃብካ ኣብ ጸጽባሕ ተሐድሰኒ
ካብ ርኽሰተይ ክነጽሕ ፡ ኣጽሪኻ ትሓጽበኒ
ኣምላኸይ እቲ ፍቕርኻስ ስኢነሉ ተወዳዳሪ
ሓልዮትካስ /2/ እየሱሰይ ልዕሊ ወላዲ
VERSE 4
የብሉን ተወዳዳሪ /6/
ሓልዮትካስ ልዕሊ ወላዲ
ተስፋ ዓለም ድሕነት እዛ ምድሪ
እየሱሰይ ልዕሊ ወላዲ
ኣብ ሽግረይ ተኻፋሊ
ፍቕርኻስ ልዕሊ ወላዲ
ዓይኒ ማያት ዛራ ፈልፋሊ
ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ