ንማርያም ንለምና
Lyrics
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ወይኒ እምበር የብሎምን ኢልኪ ምስ ሓበርኪ
ኣብ ዘይምዱብ ግዜ ቃልኪ ተሰሚዑልኪ
ኢየሱስ ዝበለኩም ግበሩ ኢልኪ ኣበሰርኪ
ስለ ዝኣመንኪ ከም ዝሰምዓኪ
ስለ ዝኣመንኪ ከም ዝሰምዓኪ
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣ ማርያም ኣዴና ከምቲ ቃል ወድኺ
ዝብልዎ ኣይፈልጡን`ዮም ለምንሎም ኢኺ
ናብ ኣምላኽ ክምለሱ ክፈልጡ ዕቤትኪ
ስለዚ ኣዴና ጸልይሎም ኢኺ
ምሕረት ንኽህቦም ለዋህ ወድኺ
ምሕረት ንኽህቦም ለዋህ ወድኺ
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ከም ማርያም ምስ ማርያም ብማርያም ናብ ኢየሱስ
እዩ ዕላማና ቤቱ ንኽንወርስ
ንጽሊ ኣሎና ክብርኻ ክንውድስ
ምስቶም ቅዱሳንካ ክብሪ ክንሓፍስ
ምስቶም ቅዱሳንካ ክብሪ ክንሓፍስ
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንማርያም ንለምና
Nmariam Nlemna
CHORUS
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
VERSE 1
ወይኒ እምበር የብሎምን ኢልኪ ምስ ሓበርኪ
ኣብ ዘይምዱብ ግዜ ቃልኪ ተሰሚዑልኪ
ኢየሱስ ዝበለኩም ግበሩ ኢልኪ ኣበሰርኪ
ስለ ዝኣመንኪ ከም ዝሰምዓኪ
ስለ ዝኣመንኪ ከም ዝሰምዓኪ
CHORUS
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
VERSE 2
ኣ ማርያም ኣዴና ከምቲ ቃል ወድኺ
ዝብልዎ ኣይፈልጡን`ዮም ለምንሎም ኢኺ
ናብ ኣምላኽ ክምለሱ ክፈልጡ ዕቤትኪ
ስለዚ ኣዴና ጸልይሎም ኢኺ
ምሕረት ንኽህቦም ለዋህ ወድኺ
ምሕረት ንኽህቦም ለዋህ ወድኺ
CHORUS
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
VERSE 3
ከም ማርያም ምስ ማርያም ብማርያም ናብ ኢየሱስ
እዩ ዕላማና ቤቱ ንኽንወርስ
ንጽሊ ኣሎና ክብርኻ ክንውድስ
ምስቶም ቅዱሳንካ ክብሪ ክንሓፍስ
ምስቶም ቅዱሳንካ ክብሪ ክንሓፍስ
CHORUS
ንማርያም ንለምና ከተማልደልና
ኣዴና ንበላ ደቀይ ክትብለና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና
ኣደ ኢየሱስና`ያ እቲ ዝሞተልና

