ንለምኖ
Lyrics
ጎይታና ዘረወ ንድኻታት ሃቦም
ንኣምላኽ ለመንዎ`ሞ ጸጋ ሃቦም
ካብ ኢድ ግፍዒ ተበጀዎም
ጎይታ ብዙሕ ግዜ ኣናገፎም።
ንሱ ነቶም ቅኑዕ ዝልቦም የድሕኖም
ንእከይ ዝግብሮም ይግስጾም።
ጎይታና ብፍቅሪ ነገልግሎ
ንጻድቅ ዕላምኡ ብስም ኣቦ ነልዕሎ
ሽዑ ጎይታ ንቃላትና ጽን ክብሎ
ንሓሳባትና ብሓጎስ ከስተውዕሎ።
ንሱ ነቶም ቅኑዕ ዝልቦም የድሕኖም
ንእከይ ዝግብሮም ይግስጾም።
ኣምላኻና ካብ ጸላኢ ኣውጽኣና
ካብቲ ኩሉ ኣበሳና ይሓጽበና
ከም ተስፋ ሳህሉ የድሕነና
ካብ ሰይጣን ተጻራሪ የናግፈና።
ንሱ ነቶም ቅኑዕ ዝልቦም የድሕኖም
ንእከይ ዝግብሮም ይግስጾም።
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንለምኖ
Nlemno
VERSE 1
ጎይታና ዘረወ ንድኻታት ሃቦም
ንኣምላኽ ለመንዎ`ሞ ጸጋ ሃቦም
ካብ ኢድ ግፍዒ ተበጀዎም
ጎይታ ብዙሕ ግዜ ኣናገፎም።
CHORUS
ንሱ ነቶም ቅኑዕ ዝልቦም የድሕኖም
ንእከይ ዝግብሮም ይግስጾም።
VERSE 2
ጎይታና ብፍቅሪ ነገልግሎ
ንጻድቅ ዕላምኡ ብስም ኣቦ ነልዕሎ
ሽዑ ጎይታ ንቃላትና ጽን ክብሎ
ንሓሳባትና ብሓጎስ ከስተውዕሎ።
CHORUS
ንሱ ነቶም ቅኑዕ ዝልቦም የድሕኖም
ንእከይ ዝግብሮም ይግስጾም።
VERSE 3
ኣምላኻና ካብ ጸላኢ ኣውጽኣና
ካብቲ ኩሉ ኣበሳና ይሓጽበና
ከም ተስፋ ሳህሉ የድሕነና
ካብ ሰይጣን ተጻራሪ የናግፈና።
CHORUS
ንሱ ነቶም ቅኑዕ ዝልቦም የድሕኖም
ንእከይ ዝግብሮም ይግስጾም።
OUTRO
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ፡
ስለዚ ንለምኖ ።

