ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ
Lyrics
ኣቲ ፍትውተይ ተንሲኢ
ጽብቕተ'የ ንዒ ንዒ
ገጽኪ ኣርእይኒ ድምጽኺ ኣስምዕኒ
ኢልካ ጥዕም ቃል ተዛሪብካኒ።
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
ምስ ሐጢኣተይ ከም ዘፍቀርካኒ
ምስ ድኻመይ ከም ዝጸዋዕካኒ
ንስኻ በይንኻ ምኻንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቕርኻ ማርኽ።
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
ብፍቕርካ ማርኸኒ
ኣስአሰርካ ክስዕብ ደግፈኒ
ንፍቕርኻ ዘኪረ መታን ክዝምር
ንልበይ ብፍቕርካ ማርኽ።
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
ዘልኣለም ፍቕሪ ዘፍቀርካኒ
ብዓቢ ምሕረት ዝሰሐብካኒ
ናብ ዘደንቕ ብርሃን ኣውጺእካኒ
መመሊስካ ብፍቕርኻ ማርኸኒ።
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ
Nlbey bfqrka mark
VERSE 1
ኣቲ ፍትውተይ ተንሲኢ
ጽብቕተ'የ ንዒ ንዒ
ገጽኪ ኣርእይኒ ድምጽኺ ኣስምዕኒ
ኢልካ ጥዕም ቃል ተዛሪብካኒ።
CHORUS
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
VERSE 2
ምስ ሐጢኣተይ ከም ዘፍቀርካኒ
ምስ ድኻመይ ከም ዝጸዋዕካኒ
ንስኻ በይንኻ ምኻንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቕርኻ ማርኽ።
CHORUS
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
VERSE 3
ብፍቕርካ ማርኸኒ
ኣስአሰርካ ክስዕብ ደግፈኒ
ንፍቕርኻ ዘኪረ መታን ክዝምር
ንልበይ ብፍቕርካ ማርኽ።
CHORUS
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)
VERSE 4
ዘልኣለም ፍቕሪ ዘፍቀርካኒ
ብዓቢ ምሕረት ዝሰሐብካኒ
ናብ ዘደንቕ ብርሃን ኣውጺእካኒ
መመሊስካ ብፍቕርኻ ማርኸኒ።
CHORUS
ካብ ዘልኣለም ዘፍቀርካኒ
ንዘልዓለም ተፍቅረኒ
ኢየሱሰይ በይንኻ ምዃንካ ክፈልጥ
ንልበይ ብፍቅርኻ ማርኽ (5)

