ነመስግኖ
Lyrics
ኣምላክ ብመዝሙር ኣመስግንዎ
ንኣምላኽ ጥዑም ምሰጋና ይግብኦ
እግዚአብሔር ንኢዬርሳሌም ይሃንጻ ኣሎ
ንስዱታትን እስራኤል ይእክብሞም (2)
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
ንትሑታቱ የዕርፎም ኣሎ
ንረሲኣን ግን ኣብ ምድሪ የውርዶም
ብሞሳ ንኣምላኽ ዘምርሉ ኢኹም
ነቲ ሰማይ ዘጎልብብ ዘምርሉ (2)
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
ቲ'ጽኑዕ ማዕጾኻ ኣጺኒዕዎም'ዩ
ንደቅኻ ኣብ ማእከልካ ባሪኽዎም'ዩ
ንበረድ ከም ጸምሪ ይህበካ ኣሎ
ንኣሳሒትኻ ናብ መዉቂ ቀዮርልካ
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
ንእግዚአብሔር ካብ ሰማይ ኣመስግንዎ
ኩሉኩም መላእኽቲ ኣመስግንዎ
ኩሉኹም መላእኽቲ ኣመስግኑዎ
ኣንቱም ጸሓይ ወርሒ ኣመስግንኦ(2)
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
ንእግዚአብሔር ካብ ሰማይ ኣመስግንዎ
ኩሉኩም መላእኽቲ ኣመስግንዎ
ኩሉኹም መላእኽቲ ኣመስግኑዎ
ኣንቱም ጸሓይ ወርሒ ኣመስግንኦ(2)
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ነመስግኖ
Nemesgno
VERSE 1
ኣምላክ ብመዝሙር ኣመስግንዎ
ንኣምላኽ ጥዑም ምሰጋና ይግብኦ
እግዚአብሔር ንኢዬርሳሌም ይሃንጻ ኣሎ
ንስዱታትን እስራኤል ይእክብሞም (2)
CHORUS
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
VERSE 2
ንትሑታቱ የዕርፎም ኣሎ
ንረሲኣን ግን ኣብ ምድሪ የውርዶም
ብሞሳ ንኣምላኽ ዘምርሉ ኢኹም
ነቲ ሰማይ ዘጎልብብ ዘምርሉ (2)
CHORUS
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
VERSE 3
ቲ'ጽኑዕ ማዕጾኻ ኣጺኒዕዎም'ዩ
ንደቅኻ ኣብ ማእከልካ ባሪኽዎም'ዩ
ንበረድ ከም ጸምሪ ይህበካ ኣሎ
ንኣሳሒትኻ ናብ መዉቂ ቀዮርልካ
CHORUS
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
CHORUS
ንእግዚአብሔር ካብ ሰማይ ኣመስግንዎ
ኩሉኩም መላእኽቲ ኣመስግንዎ
ኩሉኹም መላእኽቲ ኣመስግኑዎ
ኣንቱም ጸሓይ ወርሒ ኣመስግንኦ(2)
CHORUS
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)
CHORUS
ንእግዚአብሔር ካብ ሰማይ ኣመስግንዎ
ኩሉኩም መላእኽቲ ኣመስግንዎ
ኩሉኹም መላእኽቲ ኣመስግኑዎ
ኣንቱም ጸሓይ ወርሒ ኣመስግንኦ(2)
CHORUS
ዎ ኢየሩሳሌም ኣመስግንዮ
ዎ ጽዩን ድማ ኣገልግልዮ
ኣብ ወሰንኪ ሰላም ክነብር እዮ እሞ
ብስብሒ ሰናይ ከጽግበኪ እዮ (2)