Mezmursንብገስ ኣሎና
Tigrigna
ንብገስ ኣሎና
ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ዉህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራዝተሓደሰ 74 መዛሙር
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
ንብገስ ኣሎና ናብ ላዕሎዋይ ሃገር (2)
ምስ ኵሎም ቅዱሳን ኣብኡ ንኽንነብር (2)
VERSE 2
ንዝራእ ደኣ ኣሕዋተይ ሠናይ ጽቡቅ ዘርኢ (2)
ብሓጐስ ክንዓጽድ ሕጉስ እዋን ቀውዒ (2
VERSE 3
ይደፋነቕ ኣሎ ልቢ ናይ ኵላትና (2)
ንጐይታ ክንረክብ ነቲ ዝሞተልና (2)
VERSE 4
ድኅሪ ሓጺር ጊዜ ክንደይ ደስ ክብለና (2)
ኣብ ሰማያዊት ቤት ኣኽሊል ምስ ደፋእና (2)
VERSE 5
ይጽበየና'ሎ ሰማያዊ ኣቦና (2)
ሐደራና ነጽንዕ ሕድሪ ዝተዋህበና (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንብገስ ኣሎና
Nbges alona
VERSE 1
ንብገስ ኣሎና ናብ ላዕሎዋይ ሃገር (2)
ምስ ኵሎም ቅዱሳን ኣብኡ ንኽንነብር (2)
VERSE 2
ንዝራእ ደኣ ኣሕዋተይ ሠናይ ጽቡቅ ዘርኢ (2)
ብሓጐስ ክንዓጽድ ሕጉስ እዋን ቀውዒ (2
VERSE 3
ይደፋነቕ ኣሎ ልቢ ናይ ኵላትና (2)
ንጐይታ ክንረክብ ነቲ ዝሞተልና (2)
VERSE 4
ድኅሪ ሓጺር ጊዜ ክንደይ ደስ ክብለና (2)
ኣብ ሰማያዊት ቤት ኣኽሊል ምስ ደፋእና (2)
VERSE 5
ይጽበየና'ሎ ሰማያዊ ኣቦና (2)
ሐደራና ነጽንዕ ሕድሪ ዝተዋህበና (2)

