ንባርያይ ቀቢኤዮ
Lyrics
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
ጸላኢ ፍጹም ኣይክወድቆን
ዓማጺ ኸኣ ኣይክጠቅዖን'ዩ
ንጸላእቱ ኣብ ቅድሚኡ ክቕጥቅጦም
ነቶም ዝጸልእዎ'ውን ክወቅዖም ኢዩ።
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
እምነተይን ጸጋይን ምስኡ ክኾና
ብስመይ'ውን ቀርኑ ልዕል ክብል'ዩ
ኢዱ ድማ ኣብ ባሕሪ ክዝርግሖ
የማነይቲ'ውን ኣብ ርባታት ከንብር እየ።
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
ንሱ ኣቦይ ኣምላኸይ ከውሒ ምድሓነይ
ንስኻ ኢኻ ኢሉ ክስምየኒ ኢዩ'ሞ
ኣነ'ውን ቦኽሪ ካብ ነገስታት ምድሪ
ልዕል ዝበል ክገብሮ እየ።
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
ኣነ የማነይቲ ኢድካ ክሕዞ
ኣይትፍራሕ ክድግፈካ እየ
ንስኻ ግን ብእግዚኣብሔር ክትሕጎስ
በቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ክትሕበን ኢኻ
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንባርያይ ቀቢኤዮ
Nbaryay kbieyo
CHORUS
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
VERSE 1
ጸላኢ ፍጹም ኣይክወድቆን
ዓማጺ ኸኣ ኣይክጠቅዖን'ዩ
ንጸላእቱ ኣብ ቅድሚኡ ክቕጥቅጦም
ነቶም ዝጸልእዎ'ውን ክወቅዖም ኢዩ።
CHORUS
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
VERSE 2
እምነተይን ጸጋይን ምስኡ ክኾና
ብስመይ'ውን ቀርኑ ልዕል ክብል'ዩ
ኢዱ ድማ ኣብ ባሕሪ ክዝርግሖ
የማነይቲ'ውን ኣብ ርባታት ከንብር እየ።
CHORUS
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
VERSE 3
ንሱ ኣቦይ ኣምላኸይ ከውሒ ምድሓነይ
ንስኻ ኢኻ ኢሉ ክስምየኒ ኢዩ'ሞ
ኣነ'ውን ቦኽሪ ካብ ነገስታት ምድሪ
ልዕል ዝበል ክገብሮ እየ።
CHORUS
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።
VERSE 4
ኣነ የማነይቲ ኢድካ ክሕዞ
ኣይትፍራሕ ክድግፈካ እየ
ንስኻ ግን ብእግዚኣብሔር ክትሕጎስ
በቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ክትሕበን ኢኻ
CHORUS
ኣሰይ! ኣሰይ! ንባርያይ ረኺበዮ
ብቕዱስ ዘይተይ'ውን ቀቢኤዮ
ኢደይ ኩሉ ጊዜ ምስኡ ክትኸውን'ያ
ቅልጽመይ ከኣ ከተበርትዖ’ያ።

