ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ
Lyrics
እግዚኣብሄር ጸግዐይን ዕርደይን'ዩ
ዝውከሎ ኣምላኸይ እዩ'ሞ
ዝመጸ እንተመጸኳ
ዘፍርሕ ነገር ፍጹም የብለይን
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
ብሩባ ሩባ ድነ ሞት እንተኸድኩ
ንክፉእ ኣይክፈርሕን'የ
እግዚኣብሄር ብርሃነይ'ዩ
ካብ መን ደኣ'የ ዝፈርሕ
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ክሓብኣኒ
ኣብ ውሽጢ ድንኳኑ ክኸውለኒ
ኣብ ልዕሊ ሓጢኣት ከኣ ከግዝኣኒ እዩ'ሞ
ክዝምረሉ'የ
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
ኣቦይን እኖይን'ኳ እንተዝጥንጥኑኒ
እግዚኣብሄር ግን ይእርንበኒ እዩ
ኣእጋረይ ካብ መርበብ ከውጽአን እዩ'ሞ
ኣዒንተይ ናብኡ'የን
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ
Namlak seamy msgana aloni
VERSE 1
እግዚኣብሄር ጸግዐይን ዕርደይን'ዩ
ዝውከሎ ኣምላኸይ እዩ'ሞ
ዝመጸ እንተመጸኳ
ዘፍርሕ ነገር ፍጹም የብለይን
CHORUS
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
VERSE 2
ብሩባ ሩባ ድነ ሞት እንተኸድኩ
ንክፉእ ኣይክፈርሕን'የ
እግዚኣብሄር ብርሃነይ'ዩ
ካብ መን ደኣ'የ ዝፈርሕ
CHORUS
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
VERSE 3
ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ክሓብኣኒ
ኣብ ውሽጢ ድንኳኑ ክኸውለኒ
ኣብ ልዕሊ ሓጢኣት ከኣ ከግዝኣኒ እዩ'ሞ
ክዝምረሉ'የ
CHORUS
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/
VERSE 4
ኣቦይን እኖይን'ኳ እንተዝጥንጥኑኒ
እግዚኣብሄር ግን ይእርንበኒ እዩ
ኣእጋረይ ካብ መርበብ ከውጽአን እዩ'ሞ
ኣዒንተይ ናብኡ'የን
CHORUS
ከም ኣቦይ ከም ኣደይ
ከም ኩሎም ስድራ ቤተይ
ኣብ ሕቚፉ ንዘለዓለም ዘንብረኒ
ንኣምላኽ ሰማይ ምስጋና ኣሎኒ /2/