ንዓ ተሎ
Lyrics
ብግዜ ፈተና ኣጨናቒ ዘመን
ጎይታይ ተሃዊኽና ምጽኣትካ
ንዓ ክትወስደና ካብዛ ዓለም መከራ
መሪሕ ናይ ነፍሳትና ጎይታይ ነዓ ተሎ
ኣሜን(2)ኦ ጎይታ ኢየሱስ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ኣቦ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ሰላም ሓለቓ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ጎይታ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ
ደቅኻ ብናፍቖት ንዓኻ ንጽበ
ንነዊሕ መንገዲ ብሓጎስ ክንስጉም
ብብዝሒ ማዕበል’ውን ሰንከልከል ከይንብል
ጸጋኻ ኣብዝሓልና ጸኒዕና ክንነብር
ኣሜን(2)ኦ ጎይታ ኢየሱስ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ኣቦ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ሰላም ሓለቓ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ጎይታ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንዓ ተሎ
Na telo
VERSE 1
ብግዜ ፈተና ኣጨናቒ ዘመን
ጎይታይ ተሃዊኽና ምጽኣትካ
ንዓ ክትወስደና ካብዛ ዓለም መከራ
መሪሕ ናይ ነፍሳትና ጎይታይ ነዓ ተሎ
CHORUS
ኣሜን(2)ኦ ጎይታ ኢየሱስ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ኣቦ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ሰላም ሓለቓ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ጎይታ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ
VERSE 2
ደቅኻ ብናፍቖት ንዓኻ ንጽበ
ንነዊሕ መንገዲ ብሓጎስ ክንስጉም
ብብዝሒ ማዕበል’ውን ሰንከልከል ከይንብል
ጸጋኻ ኣብዝሓልና ጸኒዕና ክንነብር
CHORUS
ኣሜን(2)ኦ ጎይታ ኢየሱስ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ኣቦ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ሰላም ሓለቓ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ፡
ኣሜን(2)ናይ ዘልኣለም ጎይታ ነዓ ተሎ ነዓ ተሎ