ምስጋና ይኹኖ
Lyrics
ኣሜን ሃሌ ሉያ ኣሜን ሃሌ ሉያ
ኣሜን ሃሌ ሉያ ኢልና ነመስግኖ
እግዚኣብሄር ክቡር ጎይታ ነምስግኖ
ገባር ተኣምራት ዩ እሞ ነመስግኖ
ናይ ጎይቶት ጎይታ ዩ ሃሌ ነመስግኖ
ናይ ኣማልኽቲ ኣምላኽ ዩ እወ ነመስግኖ
ካብ ዘልኣለም ንዘልኣለም ዝነብር ነመስግኖ
ናይ ነገስታት ንጉስ እዩ ብሓባር ነመስግኖ
ኣምላኽ ሰማያት ኣምላኽ ሰማያት
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ ኣሜን ማራናታ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ንሰማይን ምድርን ዘቖመ ነመስግኖ
ንጸሓይ ኣብ ላዕሊ ዘብርቐ ነመስግኖ
ንኸዋኽብቲ ብለይቲ ዘብርሀ ነመስግኖ
ንወርሒ ብጸልማት ዘብርሀ ነመስግኖ
ብርሃን ይኹን ንዝበለ ብኡነት ነመስገኖ
ንሰብ ዝፈጠረ ኣሕዋት ነመስግኖ
ንጉስ ሰማያት ምስጋና ይኹኖ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ ኣሜን ማራናታ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣምላኸይ በቲ ኹሉ ጽቡቅ ስራሕካ
ብኡነት ናተይ ኢኻ ኣነ ውን ናትካ
ጎይታየ በቲ ኹሉ ህያባት ፍቕርኻ
ከውሒ ልቢ ናተይ ክፈቶ ባዕልኻ
ዘልኣለም ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
የመስግን ኣለኹ በቲ ኹሉ ሰናይካ
ክቡር ሰማያት ክቡር ሰማያት
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ ኣሜን ማራናታ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
እግዚኣብሄር ዝሃበና ናይ መንፈስ ናጽነት
ወረስቲ ክንከውን ናይ ዘልኣለም ሂወት
ንሰማይ ክኸይድ ንሰይጣን ስዒሩ
ተዘንዩ ኣይፈልጥን እዪ እቲ ኹሉ ተግባሩ
ናብ ጎይታና ንቕረብ ክህበና በረኸቱ
ብኽብሪ እውን ንስገደሉ ብግርማ ኣኽሊሉ
ቅዱስ ሰማያት (2) ምስጋና ይኹኖ(2)
ኣሜን ማራናታ (2) ኣሜን ማራናታ (2)
ኣምላኽ ሰማያት(2) ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ(2) ኣሜን ማራናታ(2)
ኣሜን ሃሌ ሉያ (3)ኢልና ነመስገኖ {2}
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስጋና ይኹኖ
Msgana Ykuno
Intro
ኣሜን ሃሌ ሉያ ኣሜን ሃሌ ሉያ
ኣሜን ሃሌ ሉያ ኢልና ነመስግኖ
VERSE 1
እግዚኣብሄር ክቡር ጎይታ ነምስግኖ
ገባር ተኣምራት ዩ እሞ ነመስግኖ
ናይ ጎይቶት ጎይታ ዩ ሃሌ ነመስግኖ
ናይ ኣማልኽቲ ኣምላኽ ዩ እወ ነመስግኖ
ካብ ዘልኣለም ንዘልኣለም ዝነብር ነመስግኖ
ናይ ነገስታት ንጉስ እዩ ብሓባር ነመስግኖ
CHORUS
ኣምላኽ ሰማያት ኣምላኽ ሰማያት
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ ኣሜን ማራናታ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
VERSE 2
ንሰማይን ምድርን ዘቖመ ነመስግኖ
ንጸሓይ ኣብ ላዕሊ ዘብርቐ ነመስግኖ
ንኸዋኽብቲ ብለይቲ ዘብርሀ ነመስግኖ
ንወርሒ ብጸልማት ዘብርሀ ነመስግኖ
ብርሃን ይኹን ንዝበለ ብኡነት ነመስገኖ
ንሰብ ዝፈጠረ ኣሕዋት ነመስግኖ
CHORUS
ንጉስ ሰማያት ምስጋና ይኹኖ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ ኣሜን ማራናታ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
VERSE 3
ኣምላኸይ በቲ ኹሉ ጽቡቅ ስራሕካ
ብኡነት ናተይ ኢኻ ኣነ ውን ናትካ
ጎይታየ በቲ ኹሉ ህያባት ፍቕርኻ
ከውሒ ልቢ ናተይ ክፈቶ ባዕልኻ
ዘልኣለም ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
የመስግን ኣለኹ በቲ ኹሉ ሰናይካ
CHORUS
ክቡር ሰማያት ክቡር ሰማያት
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ ኣሜን ማራናታ
ምስጋና ይኹኖ ምስጋና ይኹኖ
VERSE 4
እግዚኣብሄር ዝሃበና ናይ መንፈስ ናጽነት
ወረስቲ ክንከውን ናይ ዘልኣለም ሂወት
ንሰማይ ክኸይድ ንሰይጣን ስዒሩ
ተዘንዩ ኣይፈልጥን እዪ እቲ ኹሉ ተግባሩ
ናብ ጎይታና ንቕረብ ክህበና በረኸቱ
ብኽብሪ እውን ንስገደሉ ብግርማ ኣኽሊሉ
CHORUS
ቅዱስ ሰማያት (2) ምስጋና ይኹኖ(2)
ኣሜን ማራናታ (2) ኣሜን ማራናታ (2)
ኣምላኽ ሰማያት(2) ምስጋና ይኹኖ
ኣሜን ማራናታ(2) ኣሜን ማራናታ(2)
ኣሜን ሃሌ ሉያ (3)ኢልና ነመስገኖ {2}

