ምስጋናና ተቐበል
Lyrics
ንዓመታት ብጸጋኻ ታቲኻና
ትሰምዖ ኔርካ ንድምጺ ጸሎትና
ምላሽውን ትህብ ንሕቶና
ኣይትንዕቆን ንድኹም ምስጋናና
ከም ዕጣን ትቕበሎ ንመዝሙርና።
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
ብብዙሕ ፈተናታት እንክንውጠር
ዝጐተና በዚሑ እግርና ክሓጽር
ጣዕሚ ዓለም ሸፊንዎ ኣዒንትና ክዓውር
ምምላስ ኣብዩ ልብና ክተርር
ንስኻ ግን ኔርካ ብውሕጅ ተሳግር።
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
ብብርቱዕ ቅልጽምካ መሪሕካ
ብድሕሬና ብቕድሜና ከቢብካ
ንጐደሎና ኩሉ እናመላእካ
ንድላይና ብጽቡቕ እናጽገብካ
ኣብዚ ዘብጻሕካና ነመስግን ንስምካ።
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
ንሕና ተኣምራትካ ዝረአና
ብፈውስኻ ካብ ሕማም ዝሓወና
ኣብ ቤትካ ምጽንናዕ ዝረኸብና
ንኹሉ ጸጋታትካ ዝጠዓምና
ንዝገበርካዮ ኩሉ መሰኻኽር ኢና።
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስጋናና ተቐበል
Msgana teqebel
VERSE 1
ንዓመታት ብጸጋኻ ታቲኻና
ትሰምዖ ኔርካ ንድምጺ ጸሎትና
ምላሽውን ትህብ ንሕቶና
ኣይትንዕቆን ንድኹም ምስጋናና
ከም ዕጣን ትቕበሎ ንመዝሙርና።
CHORUS
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
VERSE 2
ብብዙሕ ፈተናታት እንክንውጠር
ዝጐተና በዚሑ እግርና ክሓጽር
ጣዕሚ ዓለም ሸፊንዎ ኣዒንትና ክዓውር
ምምላስ ኣብዩ ልብና ክተርር
ንስኻ ግን ኔርካ ብውሕጅ ተሳግር።
CHORUS
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
VERSE 3
ብብርቱዕ ቅልጽምካ መሪሕካ
ብድሕሬና ብቕድሜና ከቢብካ
ንጐደሎና ኩሉ እናመላእካ
ንድላይና ብጽቡቕ እናጽገብካ
ኣብዚ ዘብጻሕካና ነመስግን ንስምካ።
CHORUS
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)
VERSE 4
ንሕና ተኣምራትካ ዝረአና
ብፈውስኻ ካብ ሕማም ዝሓወና
ኣብ ቤትካ ምጽንናዕ ዝረኸብና
ንኹሉ ጸጋታትካ ዝጠዓምና
ንዝገበርካዮ ኩሉ መሰኻኽር ኢና።
CHORUS
ስለ ዓቢ ግብርታትካ
ስለ ዓቢ ፍቕርኻ (2)
ምስጋናና ተቐበል
ካብ ድኹማት ባሮትካ (2)