ምስጋና ንኢየሱስና
Lyrics
መንፈሱ እናኣፍሰሰ ዝመልኣና
ናቱ ሰላም ሂቡና ሃሌ ሉያ
ነመስግን ብክብሪ ንኣምላኽና
ነቲ ዝሞተልና
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
ሓደሽቲ ፍጡራት ዝገብረና
በቲ ደሙ ሓጺቡ ሃሌ ሉያ
ርኽሰትናን ሓጢኣትናን ደምሲሱልና
ጽድቂ ኣልቢሱና
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
ክርስትያን ሓወይ ክጨንቐካ
ሰይጣን ተፈተነካ ሃሌ ሉያ
ናብ መስቀል ጠምት ናብ ጎይታኻ
ሓራ ከውጽኣካ
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
ንከንቱ ኣይኮነን እዚ ጉያና
ኣብ ሰማይ ቤት ኣሎና ሃሌ ሉያ
ብኢድ ሰብ ዘይተሃንጸት ከተማና
ሓዳስ ኢየሩሳሌም
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
ዕልል ንበለሉ ደስ ኢሉና
ፈቃር መድሕን ኣሎና ሃሌ ሉያ
ስልጣንን ክብርን ይወድሶ
ኣሜን ሃሌ ሉያ
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስጋና ንኢየሱስና
Msgana neyesus
VERSE 1
መንፈሱ እናኣፍሰሰ ዝመልኣና
ናቱ ሰላም ሂቡና ሃሌ ሉያ
ነመስግን ብክብሪ ንኣምላኽና
ነቲ ዝሞተልና
CHORUS
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
VERSE 2
ሓደሽቲ ፍጡራት ዝገብረና
በቲ ደሙ ሓጺቡ ሃሌ ሉያ
ርኽሰትናን ሓጢኣትናን ደምሲሱልና
ጽድቂ ኣልቢሱና
CHORUS
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
VERSE 3
ክርስትያን ሓወይ ክጨንቐካ
ሰይጣን ተፈተነካ ሃሌ ሉያ
ናብ መስቀል ጠምት ናብ ጎይታኻ
ሓራ ከውጽኣካ
CHORUS
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
VERSE 4
ንከንቱ ኣይኮነን እዚ ጉያና
ኣብ ሰማይ ቤት ኣሎና ሃሌ ሉያ
ብኢድ ሰብ ዘይተሃንጸት ከተማና
ሓዳስ ኢየሩሳሌም
CHORUS
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና
VERSE 5
ዕልል ንበለሉ ደስ ኢሉና
ፈቃር መድሕን ኣሎና ሃሌ ሉያ
ስልጣንን ክብርን ይወድሶ
ኣሜን ሃሌ ሉያ
CHORUS
ምስጋና (2) ንኢየሱስና
ይግብኦ ምስጋና ሃሌ ሉያ
ሰላሙን መንፈሱን ብምፍሳሱ
ዝመልኦ ልባትና

