ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
Lyrics
ብዘይ ሓጥያትም ኣዳም ዝተጠነስኪ ማርያም
እናበልና ንቅረባ ንሳ`ያ ኣዴና
ብእምነት ጸኒዕና ብኣኣ እንተተመራሕና
ሎም ውን ትደግመልና ገለ ከም ዘይጎድለና /2/
ከም ማርያም ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
ብኣኣ ጌረ ናብ ኣምላኽ ክበጽሕ
ጸግዒ ረኺበ ገለ ኣይጎድለንን
ደጊም ጸኒዐ ፍርሒ የብለይን
ፍቅሪ ማርያም ዓዚዙ ክግለጽ ኣብ ሂወትና
መቖጸርያ ኣይንግደፍ ንሱ`ዩ መለለይና
ኣብ ጸሎት ንትጋህ ድኣ ኣይንተሃከ ኢና
ናይ ማርያም ብሙዃና ባህ ውን ይበለና /2/
ከም ማርያም ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
ብኣኣ ጌረ ናብ ኣምላኽ ክበጽሕ
ጸግዒ ረኺበ ገለ ኣይጎድለንን
ደጊም ጸኒዐ ፍርሒ የብለይን
ማርያም ትብል ኣላ ደቀይ ጽንዑ ኢኹም
ዝኣተኹሞ ቃል ዘክሩ ሕድርኹም
ማዕተብኩም እሰሩ ኣይትረስዑ ኢኹም
ስጋእ ኣይትበሉ ኣለኹ ምሳኹም/2/
ከም ማርያም ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
ብኣኣ ጌረ ናብ ኣምላኽ ክበጽሕ
ጸግዒ ረኺበ ገለ ኣይጎድለንን
ደጊም ጸኒዐ ፍርሒ የብለይን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
Ms Maryam Nab Eyesus
VERSE 1
ብዘይ ሓጥያትም ኣዳም ዝተጠነስኪ ማርያም
እናበልና ንቅረባ ንሳ`ያ ኣዴና
ብእምነት ጸኒዕና ብኣኣ እንተተመራሕና
ሎም ውን ትደግመልና ገለ ከም ዘይጎድለና /2/
CHORUS
ከም ማርያም ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
ብኣኣ ጌረ ናብ ኣምላኽ ክበጽሕ
ጸግዒ ረኺበ ገለ ኣይጎድለንን
ደጊም ጸኒዐ ፍርሒ የብለይን
VERSE 2
ፍቅሪ ማርያም ዓዚዙ ክግለጽ ኣብ ሂወትና
መቖጸርያ ኣይንግደፍ ንሱ`ዩ መለለይና
ኣብ ጸሎት ንትጋህ ድኣ ኣይንተሃከ ኢና
ናይ ማርያም ብሙዃና ባህ ውን ይበለና /2/
CHORUS
ከም ማርያም ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
ብኣኣ ጌረ ናብ ኣምላኽ ክበጽሕ
ጸግዒ ረኺበ ገለ ኣይጎድለንን
ደጊም ጸኒዐ ፍርሒ የብለይን
VERSE 3
ማርያም ትብል ኣላ ደቀይ ጽንዑ ኢኹም
ዝኣተኹሞ ቃል ዘክሩ ሕድርኹም
ማዕተብኩም እሰሩ ኣይትረስዑ ኢኹም
ስጋእ ኣይትበሉ ኣለኹ ምሳኹም/2/
CHORUS
ከም ማርያም ምስ ማርያም ናብ ኢየሱስ
ብኣኣ ጌረ ናብ ኣምላኽ ክበጽሕ
ጸግዒ ረኺበ ገለ ኣይጎድለንን
ደጊም ጸኒዐ ፍርሒ የብለይን