ምስ ኢየሱስ ንተንስእ
Lyrics
ንህዝቡ ካብ ባርነት መንዚዑ ኣውጺኡና
ኣእማን ፈንቂሉ ጥዑም ማይ ሰቲና
ኣብ`ቲ ምድረበዳ ጉዕዞና ከለና
ብርሃን ጌሩ ለይቲ ብቐትሪ ደበና
መሪሑና ናብ`ታ ሰማያዊት ቤትና
ንተሓጎስ ኮይኑ`ዩ ፍስሃ (2)
ንወድሶ ብድሙቕ ዕልልታ
ነመስግኖ ሰማያዊ ጎይታ
ተንስኡ ፍስሃ ኮይኑ`ሎ
ናይ ሓዘን ካባ ቀንጥጥዎ
ዓልሉ ንንጉስ ነገስታት
ኣድሒኑና ካብ ዘልኣለም ሞት (2)
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ምስጋና
ነቲ ዝተገብረ መንገዲ ድሕነትና
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ኣምልኾ
ሞይቱ ዝተንስአ መድሓኒ ንባርኮ (2)
ድነ ሞት ቀንጢጡ ዘሪኡልና ህይወት
ካብ ምርኮ መንዚዑ ኣውሂቡና ዓወት
ኣእዳዉ ዘርጊሑ ኢሉና ሓንጎፋይ
ዘጥፋእናዮ ምንባር ረኺብናዮ ዳግማይ
ንዘልኣለም ይኽበር ክርስቶስ ኣዶናይ
ንተሓጎስ ኮይኑ`ዩ ፍስሃ (2)
ንወድሶ ብድሙቕ ዕልልታ
ነመስግኖ ሰማያዊ ጎይታ
ተንስኡ ፍስሃ ኮይኑ`ሎ
ናይ ሓዘን ካባ ቀንጥጥዎ
ዓልሉ ንንጉስ ነገስታት
ኣድሒኑና ካብ ዘልኣለም ሞት (2)
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ምስጋና
ነቲ ዝተገብረ መንገዲ ድሕነትና
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ኣምልኾ
ሞይቱ ዝተንስአ መድሓኒ ንባርኮ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስ ኢየሱስ ንተንስእ
Ms eyesus ntense
VERSE 1
ንህዝቡ ካብ ባርነት መንዚዑ ኣውጺኡና
ኣእማን ፈንቂሉ ጥዑም ማይ ሰቲና
ኣብ`ቲ ምድረበዳ ጉዕዞና ከለና
ብርሃን ጌሩ ለይቲ ብቐትሪ ደበና
መሪሑና ናብ`ታ ሰማያዊት ቤትና
CHORUS
ንተሓጎስ ኮይኑ`ዩ ፍስሃ (2)
ንወድሶ ብድሙቕ ዕልልታ
ነመስግኖ ሰማያዊ ጎይታ
ተንስኡ ፍስሃ ኮይኑ`ሎ
ናይ ሓዘን ካባ ቀንጥጥዎ
ዓልሉ ንንጉስ ነገስታት
ኣድሒኑና ካብ ዘልኣለም ሞት (2)
CHORUS
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ምስጋና
ነቲ ዝተገብረ መንገዲ ድሕነትና
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ኣምልኾ
ሞይቱ ዝተንስአ መድሓኒ ንባርኮ (2)
VERSE 3
ድነ ሞት ቀንጢጡ ዘሪኡልና ህይወት
ካብ ምርኮ መንዚዑ ኣውሂቡና ዓወት
ኣእዳዉ ዘርጊሑ ኢሉና ሓንጎፋይ
ዘጥፋእናዮ ምንባር ረኺብናዮ ዳግማይ
ንዘልኣለም ይኽበር ክርስቶስ ኣዶናይ
CHORUS
ንተሓጎስ ኮይኑ`ዩ ፍስሃ (2)
ንወድሶ ብድሙቕ ዕልልታ
ነመስግኖ ሰማያዊ ጎይታ
ተንስኡ ፍስሃ ኮይኑ`ሎ
ናይ ሓዘን ካባ ቀንጥጥዎ
ዓልሉ ንንጉስ ነገስታት
ኣድሒኑና ካብ ዘልኣለም ሞት (2)
CHORUS
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ምስጋና
ነቲ ዝተገብረ መንገዲ ድሕነትና
ሆ ሆ እናበልና ነቕርብ ኣምልኾ
ሞይቱ ዝተንስአ መድሓኒ ንባርኮ (4)