ምርሓና ጓሳና
Lyrics
ትርጉም ዘለዎ ናብራ ምንባር መሃረና
ናይ ሰላም ንጉስ ንገስ ኣብ ውሽጢ ልባትና
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
ክብር መድሓኒና፡ መምህርና መሪሕና
ሓለዋኻ ኣይግደፈና እንኪዝሕል ጉልበትና
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
ክንፈርሕ ክንደክም፡ ክንትክዝ ሓዚንና
ኦ ጎይታና ብመንፈስካ ኣጸናናዓና
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
ከይጽምሉ ሕይወትና ኣፍስስ በረኸትካ
ኣለምልመና ብጸጋኻ ክንቀውም ንክብርኻ
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
ሓይሊ ጸላኢና ንኸየጥቅዓና
ኢየሱስና እምባና፡ኣይትፈለየና
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምርሓና ጓሳና
Mrhana guasana
VERSE 1
ትርጉም ዘለዎ ናብራ ምንባር መሃረና
ናይ ሰላም ንጉስ ንገስ ኣብ ውሽጢ ልባትና
CHORUS
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
VERSE 2
ክብር መድሓኒና፡ መምህርና መሪሕና
ሓለዋኻ ኣይግደፈና እንኪዝሕል ጉልበትና
CHORUS
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
VERSE 3
ክንፈርሕ ክንደክም፡ ክንትክዝ ሓዚንና
ኦ ጎይታና ብመንፈስካ ኣጸናናዓና
CHORUS
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
VERSE 4
ከይጽምሉ ሕይወትና ኣፍስስ በረኸትካ
ኣለምልመና ብጸጋኻ ክንቀውም ንክብርኻ
CHORUS
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና
VERSE 5
ሓይሊ ጸላኢና ንኸየጥቅዓና
ኢየሱስና እምባና፡ኣይትፈለየና
CHORUS
ምርሓና ጓሳና፡ ኢየሱስ ተስፋና
ጸኒዕና ክንጽበያ ሰማያዊት ቤትና

