ምምላስ ይበልጸካ
Lyrics
ነቲ ክቡር ስሙ ረጊጹ ዝኸደ
ብምብልጭላጭ ዓለም ልቡ ዝተማረኸ
ንኢየሱስ ዝሸጠ ብሓላፊ ሓጎስ
ምምላስ ይበልጸካ ናብቲ ርሕሩሕ ኣምላኽ
ምምላስ ይበልጸካ
ናብቲ ርሕሩሕ ኣምላኽ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
ጸጋ ምስ በረኸት ንኹሉ ጥዒምካ
ንድሕሪት ኣይትበል ከም ዲማስ ሕድርኻ
ኣምላኽ ዝሃበካ ድሕነትካ ረሲዕካ
ተመልስ ዝኸድካ ሕጂ ተጣዒስካ
ተመልስ ዝኸድካ
ሕጂ ተጣዒስካ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
ሓጎስ ናይዛ ዓለም ኩሉ ሓላፊ'ዩ
ምስ ኣምላኽ ተዓረቕ፡ ሓወይ ኣይትዓሹ
ቅንዕቲ ትመስል ኣላ መንገዲ ሞት
ከይተታልለካ ተመለስ ናብ ምሕረት
ተመልስ ዝኸድካ
ሕጂ ተጣዒስካ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
ምምላስ ይበልጸካ
ናብቲ ርሕሩሕ ኣምላኽ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምምላስ ይበልጸካ
Mmlas ybeltseka
VERSE 1
ነቲ ክቡር ስሙ ረጊጹ ዝኸደ
ብምብልጭላጭ ዓለም ልቡ ዝተማረኸ
ንኢየሱስ ዝሸጠ ብሓላፊ ሓጎስ
ምምላስ ይበልጸካ ናብቲ ርሕሩሕ ኣምላኽ
CHORUS
ምምላስ ይበልጸካ
ናብቲ ርሕሩሕ ኣምላኽ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
VERSE 2
ጸጋ ምስ በረኸት ንኹሉ ጥዒምካ
ንድሕሪት ኣይትበል ከም ዲማስ ሕድርኻ
ኣምላኽ ዝሃበካ ድሕነትካ ረሲዕካ
ተመልስ ዝኸድካ ሕጂ ተጣዒስካ
CHORUS
ተመልስ ዝኸድካ
ሕጂ ተጣዒስካ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
VERSE 3
ሓጎስ ናይዛ ዓለም ኩሉ ሓላፊ'ዩ
ምስ ኣምላኽ ተዓረቕ፡ ሓወይ ኣይትዓሹ
ቅንዕቲ ትመስል ኣላ መንገዲ ሞት
ከይተታልለካ ተመለስ ናብ ምሕረት
CHORUS
ተመልስ ዝኸድካ
ሕጂ ተጣዒስካ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ
CHORUS
ምምላስ ይበልጸካ
ናብቲ ርሕሩሕ ኣምላኽ
ትርፋ ሞት ጥራይ'ዩ
ምኻድ ከም ፍቓድካ

