ምሕረት ግበረለይ
Lyrics
ኦ ኢየሱስ ጎይታይ
ትእዛዝካ ጠሊመ
ኣብ ቅድሜኻ በዲለ'የ ሞ
ምሕረትካ ሃበኒ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኣይትጸብጽበለይ
ብጥበብካን ምስልኻን
ዝፈጠርካ ነብሰይ
ኣራኺሰ ኣቖጢዐካ'ሞ
በደለይ ኣይትርአ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኣይትጸብጽበለይ
ጽቡቅ ግብሪ እውን
ሓንቲ የብለይን
ኣብ ውሽጢ ቅድስቲ ቤትካ
ክኣቱ ኣይግበኣንን
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኣይትጸብጽበለይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምሕረት ግበረለይ
Mihret Gbereley
VERSE 1
ኦ ኢየሱስ ጎይታይ
ትእዛዝካ ጠሊመ
ኣብ ቅድሜኻ በዲለ'የ ሞ
ምሕረትካ ሃበኒ
CHORUS
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኣይትጸብጽበለይ
VERSE 2
ብጥበብካን ምስልኻን
ዝፈጠርካ ነብሰይ
ኣራኺሰ ኣቖጢዐካ'ሞ
በደለይ ኣይትርአ
CHORUS
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኣይትጸብጽበለይ
VERSE 3
ጽቡቅ ግብሪ እውን
ሓንቲ የብለይን
ኣብ ውሽጢ ቅድስቲ ቤትካ
ክኣቱ ኣይግበኣንን
CHORUS
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኦ እግዚኣብሔር ነዚ ኹሉ በደለይ፡ በደለይ
ኣይትጸብጽበለይ

