ዑቕባኻ
Lyrics
ንስኻ (3) ኢኻ ሓይለይ
ብዘይካኻ (2) ካልእ`ኳ ዘይብለይ
ንዓይ ዝሓልየለይ
ውሽጠይ ዝፈልጠለይ (2)
ሰናይ ሰብ ርእየዮ ኣብ ግዜ ድኻመይ
ዝመስለካ የልቦን ብፍጹም ኣምላኸይ
ስለ`ዚ ዑቕባኻ ዑቕባኻ ኦ ጎይታይ
ብዘይ ብኣኻ (2) ብዘይ ብኣኻስ ከንቱ`ዩ
ህይወተይ (2) የለን ትቐስነሉ
ከንቱነት`ዩ ኩሉ
ንስኻ ዘይብሉ (2)
ሰናይ ሰብ ርእየዮ ኣብ ግዜ ድኻመይ
ዝመስለካ የልቦን ብፍጹም ኣምላኸይ
ስለ`ዚ ዑቕባኻ ዑቕባኻ ኦ ጎይታይ
የዒንተይ (2) ምምጻእካ የማዕዱ
የእዳወይ (2) ቤትካ የሰናዱ
ልበይ`ውን ብቐንዱ
ሰናይካ ሰኒዱ (2)
ሰናይ ሰብ ርእየዮ ኣብ ግዜ ድኻመይ
ዝመስለካ የልቦን ብፍጹም ኣምላኸይ
ስለ`ዚ ዑቕባኻ ዑቕባኻ ኦ ጎይታይ
ተስፋኻ (3) እንዲዩ መግቢ
ኣብ ጉዕዞይ (2) ናይ ድኻመይ ዓስቢ
ፍጹም ኣይረኸብኩን
ልዕሌኻ ዝዓቢ
ዝምርምር ንልቢ (2)
ፍጹም ኣይረኸብኩን
ልዕሌኻ ዝዓቢ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዑቕባኻ
Oqbaka
VERSE 1
ንስኻ (3) ኢኻ ሓይለይ
ብዘይካኻ (2) ካልእ`ኳ ዘይብለይ
ንዓይ ዝሓልየለይ
ውሽጠይ ዝፈልጠለይ (2)
CHORUS
ሰናይ ሰብ ርእየዮ ኣብ ግዜ ድኻመይ
ዝመስለካ የልቦን ብፍጹም ኣምላኸይ
ስለ`ዚ ዑቕባኻ ዑቕባኻ ኦ ጎይታይ
VERSE 2
ብዘይ ብኣኻ (2) ብዘይ ብኣኻስ ከንቱ`ዩ
ህይወተይ (2) የለን ትቐስነሉ
ከንቱነት`ዩ ኩሉ
ንስኻ ዘይብሉ (2)
CHORUS
ሰናይ ሰብ ርእየዮ ኣብ ግዜ ድኻመይ
ዝመስለካ የልቦን ብፍጹም ኣምላኸይ
ስለ`ዚ ዑቕባኻ ዑቕባኻ ኦ ጎይታይ
VERSE 3
የዒንተይ (2) ምምጻእካ የማዕዱ
የእዳወይ (2) ቤትካ የሰናዱ
ልበይ`ውን ብቐንዱ
ሰናይካ ሰኒዱ (2)
CHORUS
ሰናይ ሰብ ርእየዮ ኣብ ግዜ ድኻመይ
ዝመስለካ የልቦን ብፍጹም ኣምላኸይ
ስለ`ዚ ዑቕባኻ ዑቕባኻ ኦ ጎይታይ
VERSE 4
ተስፋኻ (3) እንዲዩ መግቢ
ኣብ ጉዕዞይ (2) ናይ ድኻመይ ዓስቢ
ፍጹም ኣይረኸብኩን
ልዕሌኻ ዝዓቢ
ዝምርምር ንልቢ (2)
ፍጹም ኣይረኸብኩን
ልዕሌኻ ዝዓቢ