ክበረለይ
Lyrics
ኣሎኒ ዝብሎ ዝምክሓሉ
ኣብ ሂወተይ ዝንየተሉ
ብመንጽር ኩሉ ሰናይ ግብርኻ
ኣይበቕዕን’ዩ ፍጹም ንዓኻ ዉሒዱካ
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
እንተበለኩ ልዕል በለለይ
እንተበለኩ ንገሰለይ
ኩሉ እንድዩ ዝብሎ ዘስተንትኖ
እጽሊ’ለኹ ልዕሊኡ እንተሎ ሰብ ዘይበሎ
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
ክግዝኣካ’የ ብምሉእ ልበይ
ብኣኻ’ድነቕ ሃመይ ቀልበይ
ኩሉ ሓሳበይ ብኣኻ ይዕዘም
ምሳኻ’ለኹ ንዘልኣለም (2)
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
እንተበልኩ ክበረለይ
እንተበለኩ ተባረኸለይ
ምስቲ ዘይድፈር ዓቢ ግርማኻ
ከመይ’ሉ ይዳረግ ጎይታይ ንዓኻ
ምስቲ ዝናኻ
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
ግና ንሕጂ ኣብ ልበይ ዘሎ
ተቐበለኒ ልበይ ዝኽእሎ
ክሳብ ዝበቕዕ ንምስጋናኻ
ልዕል በለለይ ንገሰለይ ተባረኽ ኢኻ
ንገሰልና ክበረልና
ልዕል በለልና ተባረኸልና
ንዓና ፍሉይ’ዩ ዝገበርካልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክበረለይ
Kbereley
VERSE 1
ኣሎኒ ዝብሎ ዝምክሓሉ
ኣብ ሂወተይ ዝንየተሉ
ብመንጽር ኩሉ ሰናይ ግብርኻ
ኣይበቕዕን’ዩ ፍጹም ንዓኻ ዉሒዱካ
CHORUS
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
VERSE 2
እንተበለኩ ልዕል በለለይ
እንተበለኩ ንገሰለይ
ኩሉ እንድዩ ዝብሎ ዘስተንትኖ
እጽሊ’ለኹ ልዕሊኡ እንተሎ ሰብ ዘይበሎ
CHORUS
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
VERSE 3
ክግዝኣካ’የ ብምሉእ ልበይ
ብኣኻ’ድነቕ ሃመይ ቀልበይ
ኩሉ ሓሳበይ ብኣኻ ይዕዘም
ምሳኻ’ለኹ ንዘልኣለም (2)
CHORUS
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
VERSE 4
እንተበልኩ ክበረለይ
እንተበለኩ ተባረኸለይ
ምስቲ ዘይድፈር ዓቢ ግርማኻ
ከመይ’ሉ ይዳረግ ጎይታይ ንዓኻ
ምስቲ ዝናኻ
CHORUS
ንገሰለይ ክበረለይ
ልዕል በለለይ ተባረኸለይ
ንዓይ ፍሉይ’ዩ ዝገበርካለይ
VERSE 5
ግና ንሕጂ ኣብ ልበይ ዘሎ
ተቐበለኒ ልበይ ዝኽእሎ
ክሳብ ዝበቕዕ ንምስጋናኻ
ልዕል በለለይ ንገሰለይ ተባረኽ ኢኻ
CHORUS
ንገሰልና ክበረልና
ልዕል በለልና ተባረኸልና
ንዓና ፍሉይ’ዩ ዝገበርካልና