ገንሸለይ
Lyrics
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ፈቃር ኢዩ ዘይቑጣዕ
ንኹሉ ሰብ ዝሓሊ ለዋህ ኢዩ ዘይጓዳእ
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ዘይርከቦ ኣበር
ንድሕነትና ዝጽዕር
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ብጭፍራ ዝተታሕዘ
ናብ ዋዕላ ዓመጽቲ ተኣሲሩ እናኸደ
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ብሰብ እናተገፍዐ
እናወደቐ እና ተንስአ
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ጉንዲ መስቀል ዝተጻዕኖ
ብጭጉራፍ ተኸትኪቱ ደሙ ቲፍ ቲፍ እናበሎ
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ተወጺዑ እናኸደ
ሰንከልከል እናበለ
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ኣብ መስቀል ዝተሸንከረ
ጎድኑ ተበሲዑ ብመግረፍቲ ምስ ሰንበረ
ብማይ ጽምኢ ነቒጹ ዓው ኢሉ እናግዓረ
ኤሎሄ እናበለ
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ገንሸለይ
Gensheley
VERSE 1
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ፈቃር ኢዩ ዘይቑጣዕ
ንኹሉ ሰብ ዝሓሊ ለዋህ ኢዩ ዘይጓዳእ
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ዘይርከቦ ኣበር
ንድሕነትና ዝጽዕር
CHORUS
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
VERSE 2
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ብጭፍራ ዝተታሕዘ
ናብ ዋዕላ ዓመጽቲ ተኣሲሩ እናኸደ
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ብሰብ እናተገፍዐ
እናወደቐ እና ተንስአ
CHORUS
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
VERSE 3
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ጉንዲ መስቀል ዝተጻዕኖ
ብጭጉራፍ ተኸትኪቱ ደሙ ቲፍ ቲፍ እናበሎ
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ተወጺዑ እናኸደ
ሰንከልከል እናበለ
CHORUS
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)
VERSE 4
ገንሸለይ'ዶ ርኢኹም ኣብ መስቀል ዝተሸንከረ
ጎድኑ ተበሲዑ ብመግረፍቲ ምስ ሰንበረ
ብማይ ጽምኢ ነቒጹ ዓው ኢሉ እናግዓረ
ኤሎሄ እናበለ
CHORUS
እወ እቲ ገንሸል ርኢናዮ
ብመስማር ብኺናት እናተወግአ
ምእንቲ ኹሎም ሰቐልቱ
ምሕረት እናለመነ(2)