ኣምልኾ
Lyrics
ብዓወት ክወጽእ ኣብ ኩሉ መንገደይ
ኣእዳውካ ሰዲድካ ሓቚፍካኒ ጎይታይ
ካብ ኩሎም ጸላእተይ ከውሊ ኮይንካኒ ኢኻ
ቃላት ስኢነሉ ኢየሱሰይ ውዕለትካ
ኣምልኾ ዓስቢ'ለዎ ንዓኻ ኣምልኾ /2/ እወ ኣለዎ
ስግደት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ስግደት /2/ እወ ኣለዎ
ውዳሴ ጸጋ'ለዎ ንዓኻ ውዳሴ /2/ እወ ኣለዎ
ኣኽብሮት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ኣኽብሮት /2/እወ ኣለዎ
ፍልይ ዝበልካ`ኻ ናይ ሕይወተይ ንጉሥ
ከመስግነካ'የ ክዝምር ብታሕጓሥ
ግብርታት ሓይልኻ ንኹሉ ክነግር
ኩሉ የምልኸካ ዓው ኢሉ ይዝምር
ኣምልኾ ዓስቢ'ለዎ ንዓኻ ኣምልኾ /2/ እወ ኣለዎ
ስግደት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ስግደት /2/ እወ ኣለዎ
ውዳሴ ጸጋ'ለዎ ንዓኻ ውዳሴ /2/ እወ ኣለዎ
ኣኽብሮት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ኣኽብሮት /2/እወ ኣለዎ
ንኹሉ ዘርዚረ ኣይወጾን
እንተሓሰብኩ በኣእምሮይ ኣይበጽሖን
ናትካስ በይኑ'ዩ ፍቕርኻ
መመሊሱ ዝምቕር`ዩ ጎይታ
ናብ ዝኸድኩ ከይደ ኣብ ልዕለይ
ናብ ዘበልኩ ኣቢለ ኣብ ጎነይ
ደቓይቕ ዘይትርሕቕ ካባይ
ፍሉይ'ዩ ሓልዮትካ ኢየሱሰይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣምልኾ
Amliko
VERSE 1
ብዓወት ክወጽእ ኣብ ኩሉ መንገደይ
ኣእዳውካ ሰዲድካ ሓቚፍካኒ ጎይታይ
ካብ ኩሎም ጸላእተይ ከውሊ ኮይንካኒ ኢኻ
ቃላት ስኢነሉ ኢየሱሰይ ውዕለትካ
CHORUS
ኣምልኾ ዓስቢ'ለዎ ንዓኻ ኣምልኾ /2/ እወ ኣለዎ
ስግደት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ስግደት /2/ እወ ኣለዎ
ውዳሴ ጸጋ'ለዎ ንዓኻ ውዳሴ /2/ እወ ኣለዎ
ኣኽብሮት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ኣኽብሮት /2/እወ ኣለዎ
VERSE 2
ፍልይ ዝበልካ`ኻ ናይ ሕይወተይ ንጉሥ
ከመስግነካ'የ ክዝምር ብታሕጓሥ
ግብርታት ሓይልኻ ንኹሉ ክነግር
ኩሉ የምልኸካ ዓው ኢሉ ይዝምር
CHORUS
ኣምልኾ ዓስቢ'ለዎ ንዓኻ ኣምልኾ /2/ እወ ኣለዎ
ስግደት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ስግደት /2/ እወ ኣለዎ
ውዳሴ ጸጋ'ለዎ ንዓኻ ውዳሴ /2/ እወ ኣለዎ
ኣኽብሮት ክብሪ'ለዎ ንዓኻ ኣኽብሮት /2/እወ ኣለዎ
VERSE 3
ንኹሉ ዘርዚረ ኣይወጾን
እንተሓሰብኩ በኣእምሮይ ኣይበጽሖን
ናትካስ በይኑ'ዩ ፍቕርኻ
መመሊሱ ዝምቕር`ዩ ጎይታ
VERSE 4
ናብ ዝኸድኩ ከይደ ኣብ ልዕለይ
ናብ ዘበልኩ ኣቢለ ኣብ ጎነይ
ደቓይቕ ዘይትርሕቕ ካባይ
ፍሉይ'ዩ ሓልዮትካ ኢየሱሰይ