ብኣንነተይ
Lyrics
ዕድል ጎልያድ ንኸይገጥመኒ ትምክሕቲ ስጋ ንኸይመልክኒ
እንታይ ክገብር ትደልየኒ ክብል ከም ጳውሎስ ምሃረኒ
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
ኣብ ስጋ ዝውከል ርጉም ኢዩ
እንካብ በለ ቃልካ ሓያል ኢዩ
ኣንነተይ ፍጹም ክኽሕድ
ኦ ኢየሱሰይ መንገደይ መድምድ
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
ኣንነተይ ኩሉ ብላዕሊ
ክብሪ ጎይታ ግና ብታሕቲ
እዝስ ፍጹም ነየውጽኣኒ
ሃገር ሰላም ነየእትወኒ
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
ክብረት ናተይ ኩሉ ኢየሱስ'ዩ
ናይ ምድሪ ናብራ ኩሉ ናተይ
ከም ፍቓድካ ክጥቀመሉ
ሕልናይ ለውጦ ብኹሉ
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
እዚስ ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ ኢዩ
እናበልኩ ክቕበል ኩሉ
ንድምጽኻ ንኽለልዮ
ንኣእምሮይ ኩሉ ግዝኣዮ
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብኣንነተይ
Bannetey
VERSE 1
ዕድል ጎልያድ ንኸይገጥመኒ ትምክሕቲ ስጋ ንኸይመልክኒ
እንታይ ክገብር ትደልየኒ ክብል ከም ጳውሎስ ምሃረኒ
CHORUS
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
VERSE 2
ኣብ ስጋ ዝውከል ርጉም ኢዩ
እንካብ በለ ቃልካ ሓያል ኢዩ
ኣንነተይ ፍጹም ክኽሕድ
ኦ ኢየሱሰይ መንገደይ መድምድ
CHORUS (copy)
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
VERSE 3
ኣንነተይ ኩሉ ብላዕሊ
ክብሪ ጎይታ ግና ብታሕቲ
እዝስ ፍጹም ነየውጽኣኒ
ሃገር ሰላም ነየእትወኒ
CHORUS
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
VERSE 4
ክብረት ናተይ ኩሉ ኢየሱስ'ዩ
ናይ ምድሪ ናብራ ኩሉ ናተይ
ከም ፍቓድካ ክጥቀመሉ
ሕልናይ ለውጦ ብኹሉ
CHORUS
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ
VERSE 5
እዚስ ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ ኢዩ
እናበልኩ ክቕበል ኩሉ
ንድምጽኻ ንኽለልዮ
ንኣእምሮይ ኩሉ ግዝኣዮ
CHORUS
ብኣንነተይ መታን ከይምካሕ ኣንቃዕሪረ ከይጥምተካ
ንዓይ ዝኸውን ክብረት ከይሓስብ
በጃኻ ንዓይ ምራሕ ኢየሱስ