መጸናንዒት እኖ
Lyrics
ኣዒንተይ ብንብዓት ጠልቅዩ ነፍሰይ ማህሚነ
ናብ መቕርብ ከይደ ቤተሰብ ርእሰይ ኣድኒነ
ኣብ`ቲ ጭንቀይ ውርደት ወሲኸ
ብኢሱ ቃንዛይ ተስፋይ`ውን መኸኸ (2)
`ታ ኣብ ኢደይ እተኣስረት መቑጸርያ ደጊመ
ህይወተይ ኣቕረብኩልኪ ደገፍኪ ኣሚነ
ማርያመይ`ውን `ዚ ኩሉ ትርእይዮ ኔርኪ
ኣእዳውኪ ሰደድክየን ክትረድኢ ውሉድኪ (2)
እግዚኣብሔር ብሃብቱ እንተሰለመኒ
ኩሉ ሕልሚ ልበይ እንተሰለጠኒ
ከይዝንግዕ ረሲዐ ብመን ከም ዝመጸኒ
ማርያመይ ከም ወትሩ ንዒ ምሳይ ኩኒ (2)
ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ መከራ`ኳ እንተበጽሓና
ንሕና ከይሓተትናኪሲ ክንዳና ትጽልይልና
`ቲ ኩሉ ሰኣን ፍልጠትና ንስምኪ ዘዋረድናዮ
እኖና ኪዳነ ምሕረት ጣዕሳና ተቐበልዮ
ኣዒንተይ ብንብዓት ጠልቅዩ ነፍሰይ ማህሚነ
ናብ መቕርብ ከይደ ቤተሰብ ርእሰይ ኣድኒነ
ኣብ`ቲ ጭንቀይ ውርደት ወሲኸ
ብኢሱ ቃንዛይ ተስፋይ`ውን መኸኸ (2)
`ታ ኣብ ኢደይ እተኣስረት መቑጸርያ ደጊመ
ህይወተይ ኣቕረብኩልኪ ደገፍኪ ኣሚነ
ማርያመይ`ውን `ዚ ኩሉ ትርእይዮ ኔርኪ
ኣእዳውኪ ሰደድክየን ክትረድኢ ውሉድኪ (2)
እግዚኣብሔር ብሃብቱ እንተሰለመኒ
ኩሉ ሕልሚ ልበይ እንተሰለጠኒ
ከይዝንግዕ ረሲዐ ብመን ከም ዝመጸኒ
ማርያመይ ከም ወትሩ ንዒ ምሳይ ኩኒ (2)
ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ መከራ`ኳ እንተበጽሓና
ንሕና ከይሓተትናኪሲ ክንዳና ትጽልይልና
`ቲ ኩሉ ሰኣን ፍልጠትና ንስምኪ ዘዋረድናዮ
እኖና ኪዳነ ምሕረት ጣዕሳና ተቐበልዮ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መጸናንዒት እኖ
Mexenaniot ade
CHORUS
ኣዒንተይ ብንብዓት ጠልቅዩ ነፍሰይ ማህሚነ
ናብ መቕርብ ከይደ ቤተሰብ ርእሰይ ኣድኒነ
ኣብ`ቲ ጭንቀይ ውርደት ወሲኸ
ብኢሱ ቃንዛይ ተስፋይ`ውን መኸኸ (2)
CHORUS
`ታ ኣብ ኢደይ እተኣስረት መቑጸርያ ደጊመ
ህይወተይ ኣቕረብኩልኪ ደገፍኪ ኣሚነ
ማርያመይ`ውን `ዚ ኩሉ ትርእይዮ ኔርኪ
ኣእዳውኪ ሰደድክየን ክትረድኢ ውሉድኪ (2)
CHORUS
እግዚኣብሔር ብሃብቱ እንተሰለመኒ
ኩሉ ሕልሚ ልበይ እንተሰለጠኒ
ከይዝንግዕ ረሲዐ ብመን ከም ዝመጸኒ
ማርያመይ ከም ወትሩ ንዒ ምሳይ ኩኒ (2)
VERSE 1
ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ መከራ`ኳ እንተበጽሓና
ንሕና ከይሓተትናኪሲ ክንዳና ትጽልይልና
`ቲ ኩሉ ሰኣን ፍልጠትና ንስምኪ ዘዋረድናዮ
እኖና ኪዳነ ምሕረት ጣዕሳና ተቐበልዮ
CHORUS
ኣዒንተይ ብንብዓት ጠልቅዩ ነፍሰይ ማህሚነ
ናብ መቕርብ ከይደ ቤተሰብ ርእሰይ ኣድኒነ
ኣብ`ቲ ጭንቀይ ውርደት ወሲኸ
ብኢሱ ቃንዛይ ተስፋይ`ውን መኸኸ (2)
CHORUS
`ታ ኣብ ኢደይ እተኣስረት መቑጸርያ ደጊመ
ህይወተይ ኣቕረብኩልኪ ደገፍኪ ኣሚነ
ማርያመይ`ውን `ዚ ኩሉ ትርእይዮ ኔርኪ
ኣእዳውኪ ሰደድክየን ክትረድኢ ውሉድኪ (2)
CHORUS
እግዚኣብሔር ብሃብቱ እንተሰለመኒ
ኩሉ ሕልሚ ልበይ እንተሰለጠኒ
ከይዝንግዕ ረሲዐ ብመን ከም ዝመጸኒ
ማርያመይ ከም ወትሩ ንዒ ምሳይ ኩኒ (2)
VERSE 2
ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ መከራ`ኳ እንተበጽሓና
ንሕና ከይሓተትናኪሲ ክንዳና ትጽልይልና
`ቲ ኩሉ ሰኣን ፍልጠትና ንስምኪ ዘዋረድናዮ
እኖና ኪዳነ ምሕረት ጣዕሳና ተቐበልዮ (2)