መን'ከ ብቕልጽሙ
Lyrics
ንዓኻ ጸዊዑ መን'ዩ ዝሓፈረ
ኣባኻ ተወኪሉ ፡ መን'ዩ ዝኸሰረ
እንትርፎ ከመስግን በቲ ዝሰለጠ
ንኣምላኽ ክውድስ ፡ ንሰይጣን ከምልጦ
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
እተን ዝሓለፋ ኩለን ዓመታተይ
ተኪእካየን እየሱስ ኩሉ መሊኡለይ
ኩሉ ግዜ እንድየ ዘቕርብ ልመናይ
እንታይ ክህበካ ፡ እንትርፎ ምስጋና
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
ንነዊሕ ዓመታት ደም ክፈሰኒ
ዘሕዊ ስኢነ ፡ ተስፋ ዝህበኒ
ጸግዒ ስኢነ ፡ ኣጆኺ ዝብለኒ
ክዳንካ ተንኪፈ ፡ ጎይታይ ኣሕዊኻኒ
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
ሕጂ ውን እጽውዕ ጎይታ ክረኽበካ
ንሓጢኣተይ ኩሉ ንድሕሪት ደርቢኻ
ብምሕረትካ ከልል ንባርያኻ
መታን ከተእትዎ ሰማያዊት ቤትካ
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መን'ከ ብቕልጽሙ
Menke bqlxumu
VERSE 1
ንዓኻ ጸዊዑ መን'ዩ ዝሓፈረ
ኣባኻ ተወኪሉ ፡ መን'ዩ ዝኸሰረ
እንትርፎ ከመስግን በቲ ዝሰለጠ
ንኣምላኽ ክውድስ ፡ ንሰይጣን ከምልጦ
CHORUS
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
VERSE 2
እተን ዝሓለፋ ኩለን ዓመታተይ
ተኪእካየን እየሱስ ኩሉ መሊኡለይ
ኩሉ ግዜ እንድየ ዘቕርብ ልመናይ
እንታይ ክህበካ ፡ እንትርፎ ምስጋና
CHORUS
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
VERSE 3
ንነዊሕ ዓመታት ደም ክፈሰኒ
ዘሕዊ ስኢነ ፡ ተስፋ ዝህበኒ
ጸግዒ ስኢነ ፡ ኣጆኺ ዝብለኒ
ክዳንካ ተንኪፈ ፡ ጎይታይ ኣሕዊኻኒ
CHORUS
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/
VERSE 4
ሕጂ ውን እጽውዕ ጎይታ ክረኽበካ
ንሓጢኣተይ ኩሉ ንድሕሪት ደርቢኻ
ብምሕረትካ ከልል ንባርያኻ
መታን ከተእትዎ ሰማያዊት ቤትካ
CHORUS
መንከ ብቕልጽሙ ፤ መንከ ብግርምኡ
ከማኻስ የለን ፡ ዘድሕን ንባርያኡ /2/