መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
Lyrics
ጉድጓድ ዘበለ ኩሉ ይምላእ
ጥውይዋይ መንገዲ ኩሉ ይቅናዕ
እምባን ኩርባን ኩሉ ለጥ ይበል
ሓባጥ ጎባጥ ድማ ሰጥ ይበል
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
ንንስሓ ዝበቅዕ ፍረ ግበሩ
ኣብርሃም'ዩ ኣቦና ኢልኩም ኣይትጠብሩ
ከመይሲ እግዚኣብሔር ነቦኹም ኣብርሃም
ካብዚ ኣእማን እዚ ውሉድ የተንስኣሉ
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
ካብ ኣምላኽ ዝመጸ ብኹለንትናኡ
ካብ ሓጢኣት ነጺሑ ምሉእ ብምሉኡ
ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ኩሉ ክቑረጽ'ዩ
ናብ ሓዊ ገሃነም ክድርበ'ውን እዩ
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
ስለዚ ጎይታና መሓረና ኢኻ
ንፍጡራትካ ራሕርሓልና ኢኻ
መንገዲ ሕይወት ሓብረና ኢኻ
ናተይ'ውን ኢኹም በለና ኢኻ
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
Mengedi egziabhier asenadw
VERSE 1
ጉድጓድ ዘበለ ኩሉ ይምላእ
ጥውይዋይ መንገዲ ኩሉ ይቅናዕ
እምባን ኩርባን ኩሉ ለጥ ይበል
ሓባጥ ጎባጥ ድማ ሰጥ ይበል
CHORUS
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
VERSE 2
ንንስሓ ዝበቅዕ ፍረ ግበሩ
ኣብርሃም'ዩ ኣቦና ኢልኩም ኣይትጠብሩ
ከመይሲ እግዚኣብሔር ነቦኹም ኣብርሃም
ካብዚ ኣእማን እዚ ውሉድ የተንስኣሉ
CHORUS
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
VERSE 3
ካብ ኣምላኽ ዝመጸ ብኹለንትናኡ
ካብ ሓጢኣት ነጺሑ ምሉእ ብምሉኡ
ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ኩሉ ክቑረጽ'ዩ
ናብ ሓዊ ገሃነም ክድርበ'ውን እዩ
CHORUS
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)
VERSE 4
ስለዚ ጎይታና መሓረና ኢኻ
ንፍጡራትካ ራሕርሓልና ኢኻ
መንገዲ ሕይወት ሓብረና ኢኻ
ናተይ'ውን ኢኹም በለና ኢኻ
CHORUS
መንገዲ እግዚኣብሔር ኣሰናድዉ
ጎደናታቱ 'ውን ኣቅንዑ
እናበለ ኣብ በረኻ
ዝጭድር ድምጺ ዮሓንስ'ዩ (2)

