መንገድይ ኵሉ ምሳኻ
Lyrics
ናይ ዘለዓለም ሕይወተይ ኢኻ መዕቆብየይ ናተይ
ክሳብ መጨረሻ እኸይድ ንዓኻ ተኸቲለ፡
መንገደይ ኵሉ ምሳኻ ክሳዕ መፈጸምታ
ክኽተለካ'የ ናይ ሕይወተይ ዋልታ (2)
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
ኣብ መከራይን ኣብ ስደትን ኣብ ዜፍርህ ማዕበል
ንዓኻ ኣሚነ እጽበ ብሕይወት ክነብር፡
ናይ ልቢ ሰላምን ደስታን ኵሉ ዝሃብካኒ
ንዓኻ ኣሚነ እጽበ ሓደራ ኣሎኒ (2)
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
ዘሰናኽለኒ የሎን ካብ ትሕቲ ኣክናፍ
ዝወስደኒ ኃይሊ የልቦን ካብ ኢድ መንዚዑ፡
ሰይጣን ድማ ካባኻ ክፈልየኒ ክሓስብ
ካብ ናትካ ፍቅሪ ፍጹም ዝፈልየኒ የለን (ንዓይ ኣይፈልየንን) (2)
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
ሓጐስ ከምዘይብለይ እፈልጥ ካባኻ ተፈልየ
ነገር ግን ተስፋ ዘይብሉ ከርተት ክኸውን'የ፡
ግን ክሳብ መፈጸምታ ምሳኻ እንተኸድኩ
ኣብ ሰማይ ናይ ሓጐስ ቤት ከምዘሎ እፈልጥ (2)
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መንገድይ ኵሉ ምሳኻ
Mengedey kulu msaka
VERSE 1
ናይ ዘለዓለም ሕይወተይ ኢኻ መዕቆብየይ ናተይ
ክሳብ መጨረሻ እኸይድ ንዓኻ ተኸቲለ፡
መንገደይ ኵሉ ምሳኻ ክሳዕ መፈጸምታ
ክኽተለካ'የ ናይ ሕይወተይ ዋልታ (2)
CHORUS
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
VERSE 2
ኣብ መከራይን ኣብ ስደትን ኣብ ዜፍርህ ማዕበል
ንዓኻ ኣሚነ እጽበ ብሕይወት ክነብር፡
ናይ ልቢ ሰላምን ደስታን ኵሉ ዝሃብካኒ
ንዓኻ ኣሚነ እጽበ ሓደራ ኣሎኒ (2)
CHORUS
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
VERSE 3
ዘሰናኽለኒ የሎን ካብ ትሕቲ ኣክናፍ
ዝወስደኒ ኃይሊ የልቦን ካብ ኢድ መንዚዑ፡
ሰይጣን ድማ ካባኻ ክፈልየኒ ክሓስብ
ካብ ናትካ ፍቅሪ ፍጹም ዝፈልየኒ የለን (ንዓይ ኣይፈልየንን) (2)
CHORUS
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።
VERSE 4
ሓጐስ ከምዘይብለይ እፈልጥ ካባኻ ተፈልየ
ነገር ግን ተስፋ ዘይብሉ ከርተት ክኸውን'የ፡
ግን ክሳብ መፈጸምታ ምሳኻ እንተኸድኩ
ኣብ ሰማይ ናይ ሓጐስ ቤት ከምዘሎ እፈልጥ (2)
CHORUS
መንገደይ ኵሉ ኢየሱስ ምሳኻ! (3)
ክሳብ መጨረሻ ክኸይድ ጐይታይ ምሳኻ።

