መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና
Lyrics
መንእሰይ ንዑ'ሞ ምስ ኣምላኽ ንራኸብ
ጸጋኡ ጥዒምና ብርሃን ክንካፈል
ሓይሊ ኣምልኽ ኢዩ ወትሩ ንዚጋደል
ሕብረት ምስ ደቂ ሰብ ርስቲ ክንካፈል
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
ዘበናት ሓሊፉ ኣሽሓት ምስ ኣኸለ
ካብ ኣምላኽ ረኺብና ናይ ጽድቅና ግዜ
ኢየሱስ ተላኢኹ እንደገና ምስ መጸ
ሕብረት ምስ ደቂ ሰብ ሽዑ እምበር ተረኽበ
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
ኣሕዋተይ ንዑ'ሞ ንቕድሚት ንገስግስ
ሕብረት ናይ ጸላኢ ብመስቀል ይበስብስ
ተንኮል ናይቲ ሰይጣን ካባና ንመንቁስ
ፋና ናይ እምነትና ኣብ ዓለም ክነግስ
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኪሕደስ ኣባና
ክርስቶስ ኣዚዙ ንቕሑ'ውን ኢሉና
ወትሩ ነቕርበሉ ቅኑዕ ሃረርታና
ብሃልሃልታ ፍቕሩ ኪቃጸል ልባትና
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና
Menfes qdus tekebilna
VERSE 1
መንእሰይ ንዑ'ሞ ምስ ኣምላኽ ንራኸብ
ጸጋኡ ጥዒምና ብርሃን ክንካፈል
ሓይሊ ኣምልኽ ኢዩ ወትሩ ንዚጋደል
ሕብረት ምስ ደቂ ሰብ ርስቲ ክንካፈል
CHORUS
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
VERSE 2
ዘበናት ሓሊፉ ኣሽሓት ምስ ኣኸለ
ካብ ኣምላኽ ረኺብና ናይ ጽድቅና ግዜ
ኢየሱስ ተላኢኹ እንደገና ምስ መጸ
ሕብረት ምስ ደቂ ሰብ ሽዑ እምበር ተረኽበ
CHORUS
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
VERSE 3
ኣሕዋተይ ንዑ'ሞ ንቕድሚት ንገስግስ
ሕብረት ናይ ጸላኢ ብመስቀል ይበስብስ
ተንኮል ናይቲ ሰይጣን ካባና ንመንቁስ
ፋና ናይ እምነትና ኣብ ዓለም ክነግስ
CHORUS
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)
VERSE 4
ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኪሕደስ ኣባና
ክርስቶስ ኣዚዙ ንቕሑ'ውን ኢሉና
ወትሩ ነቕርበሉ ቅኑዕ ሃረርታና
ብሃልሃልታ ፍቕሩ ኪቃጸል ልባትና
CHORUS
መንፈስ ቅዱስ ተቀቢልና ክንሰርሕ
ሓይሊ ኣምላኽ ምሳና'ዩ ዚነብር
ንሕበር ድኣ ንኣምላኽና ነመስግን(2)

