መን ምስ ጎደለ ኢኻ ጸሚኤ ዝበልካ
Lyrics
ብርሃን ናይ ዓለም መድሓኒ
ኩሉ ዝከኣሎ ከኣሊ
እቲ ፍጹም ልዑል መድሓኒ
ንሓጥእ ወለዶ ብሓልዮት ዝኣሊ
ኣነ’የ ጎይታይ ኣነ’የ
ኣነ’የ ድኹም ባርያኻ
ኣነ’የ ጎይታይ ኣነ’የ
ኣነ’የ ዘኽታም ወድኻ
ኣነ’የ ጎይታይ ኣነ’የ
ኣነ’የ ድኻ ወድኻ
መን. . . ምስ ጎደለ ኢኻጸሚአ ዝበልካ (2)
ኣነ. . . ድየ ሓፍተይ ርሒቕናካ
ሰሚዐዮ ኣለኹ ኣነስ ‘ቲ ቓልካ
ይመጸካ ኣለኹ ኣቦይ ተቐበኒ ኢኻ
ኣቖጢዐካ ብዙሕ ኣሕዚነካ (2)
ይምለስ ኣለኹ ኣቦየ ናብ ቤትካ (2)
ቃላትካ ምስ ተመገብኩ
ኣብ ቤትካ ከቢረ
ፍቕርኻ ተረዲኡኒ ኣለዎ ሓለፋ (2)
ብፍቓድካ ውርደተይ ጾርካ (2)
ተመስገን እየሱሰይ
ድሕሪ ደጊም ይኣኽለካ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መን ምስ ጎደለ ኢኻ ጸሚኤ ዝበልካ
Men Ms Godele Ika Tsemie Zbelka
VERSE 1
ብርሃን ናይ ዓለም መድሓኒ
ኩሉ ዝከኣሎ ከኣሊ
እቲ ፍጹም ልዑል መድሓኒ
ንሓጥእ ወለዶ ብሓልዮት ዝኣሊ
VERSE 2
ኣነ’የ ጎይታይ ኣነ’የ
ኣነ’የ ድኹም ባርያኻ
ኣነ’የ ጎይታይ ኣነ’የ
ኣነ’የ ዘኽታም ወድኻ
ኣነ’የ ጎይታይ ኣነ’የ
ኣነ’የ ድኻ ወድኻ
VERSE 3
መን. . . ምስ ጎደለ ኢኻጸሚአ ዝበልካ (2)
ኣነ. . . ድየ ሓፍተይ ርሒቕናካ
ሰሚዐዮ ኣለኹ ኣነስ ‘ቲ ቓልካ
ይመጸካ ኣለኹ ኣቦይ ተቐበኒ ኢኻ
VERSE 4
ኣቖጢዐካ ብዙሕ ኣሕዚነካ (2)
ይምለስ ኣለኹ ኣቦየ ናብ ቤትካ (2)
VERSE 5
ቃላትካ ምስ ተመገብኩ
ኣብ ቤትካ ከቢረ
ፍቕርኻ ተረዲኡኒ ኣለዎ ሓለፋ (2)
VERSE 6
ብፍቓድካ ውርደተይ ጾርካ (2)
ተመስገን እየሱሰይ
ድሕሪ ደጊም ይኣኽለካ (2)