መን ኣሎ ዝወዳደሮ
Lyrics
ኣምላኽ ንዓና መዕቆብን ሓይልን'ዩ
ኣምላኽ ንዓና ሕይወትን ተስፋን'ዩ፡
ኣምላኽ ንዓና ሰላምን ሓጐስን'ዩ
ኣምላኽ ንዓና ዓቢ በረኸት እዩ።
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
ቃሉ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ እዩ
ቃሉ እምብዛ መዓር ወለላ እዩ፡
ቃሉ ኵሉጊዜ ጽሩይ ቃላት
ቃሉ ንዓና ዓቢ መጸናንዒ እዩ።
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
ብሓቂ ጐይታ ንዓና ደሌኻ
ንዓና ንሓጥኣን ክትጽውዕ መጺእካ፡
ክንደይ የፍቅር እቲ ልብኻ
ከምዚ ዝበለ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ።
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
ብምሕረትካ ወትሩ ትኽልለና
ብጸጋኻ ወትሩ ተዕብየና፡
ከመይ ኢሉ'ዩ እዚ ኮኑልና
ተቐበል ኢኻ ናይ ደቅኻ ምስጋና።
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መን ኣሎ ዝወዳደሮ
Men alo zwedadero
VERSE 1
ኣምላኽ ንዓና መዕቆብን ሓይልን'ዩ
ኣምላኽ ንዓና ሕይወትን ተስፋን'ዩ፡
ኣምላኽ ንዓና ሰላምን ሓጐስን'ዩ
ኣምላኽ ንዓና ዓቢ በረኸት እዩ።
CHORUS
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
VERSE 2
ቃሉ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ እዩ
ቃሉ እምብዛ መዓር ወለላ እዩ፡
ቃሉ ኵሉጊዜ ጽሩይ ቃላት
ቃሉ ንዓና ዓቢ መጸናንዒ እዩ።
CHORUS
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
VERSE 3
ብሓቂ ጐይታ ንዓና ደሌኻ
ንዓና ንሓጥኣን ክትጽውዕ መጺእካ፡
ክንደይ የፍቅር እቲ ልብኻ
ከምዚ ዝበለ ዓቢ ኣምላኽ ኢኻ።
CHORUS
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)
VERSE 4
ብምሕረትካ ወትሩ ትኽልለና
ብጸጋኻ ወትሩ ተዕብየና፡
ከመይ ኢሉ'ዩ እዚ ኮኑልና
ተቐበል ኢኻ ናይ ደቅኻ ምስጋና።
CHORUS
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝወዳደሮ
ንኣምላኽና መን ኣሎ ዝመሳሰሉ (2)

