Mezmursመምህረይ ንስኻ
Tigrigna
መምህረይ ንስኻ
መዘምራን ማሕበር ሰላም ወሠናይ ደብረ ቅ. ኣንጦንዮስ ከረንዓቢ ብስራት
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
ንቕዱስ ስምካ ከገልግል
ንልዕል ኣምላኽ ንከተል
እዚ`ዩ ድልየትና ዝአቱ ናብ ቤትካ
CHORUS
መምህር ንስኻ
የሱሰይ ብዕልኻ
ከስተምህርየ ቃላትካ
ኣበርትዓኒ ኢኻ
VERSE 2
ክዝምር`የ ክቅድስ
ክዝምር`የ ክውድስ
ንኣእምሮየ ክውድስ
ክቅድስ ብመንፈስ
CHORUS
መምህር ንስኻ
የሱሰይ ብዕልኻ
ከስተምህርየ ቃላትካ
ኣበርትዓኒ ኢኻ
VERSE 3
ከም ባርያኻ ግበረኒ
ከም ኣባጊዕካ ጓስየኒ
ባርያኻ ኣምስለኒ
ባርያኻ ስምዓኒ
CHORUS
መምህር ንስኻ
የሱሰይ ብዕልኻ
ከስተምህርየ ቃላትካ
ኣበርትዓኒ ኢኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መምህረይ ንስኻ
Memhrey Nska
VERSE 1
ንቕዱስ ስምካ ከገልግል
ንልዕል ኣምላኽ ንከተል
እዚ`ዩ ድልየትና ዝአቱ ናብ ቤትካ
CHORUS
መምህር ንስኻ
የሱሰይ ብዕልኻ
ከስተምህርየ ቃላትካ
ኣበርትዓኒ ኢኻ
VERSE 2
ክዝምር`የ ክቅድስ
ክዝምር`የ ክውድስ
ንኣእምሮየ ክውድስ
ክቅድስ ብመንፈስ
CHORUS
መምህር ንስኻ
የሱሰይ ብዕልኻ
ከስተምህርየ ቃላትካ
ኣበርትዓኒ ኢኻ
VERSE 3
ከም ባርያኻ ግበረኒ
ከም ኣባጊዕካ ጓስየኒ
ባርያኻ ኣምስለኒ
ባርያኻ ስምዓኒ
CHORUS
መምህር ንስኻ
የሱሰይ ብዕልኻ
ከስተምህርየ ቃላትካ
ኣበርትዓኒ ኢኻ