መምህር ፍቕሪ
Lyrics
ሰናይ ትምህር ምልክትካ ፍቕሪ
ፓቮኒ ዓቢ መምህር ብለውሃት ትኣሊ(2)
ኣሰርካ ክንክተል ብጎደና ፍቕሪ
ኣንታ ዓቢ መምህር ናይ ፍቕሪ ዘማሪ
ንጹሕ ኢኻ ርሕሩሕ ኣቦ መንእሰያት
በሪ ከፊትካልና ሰናይ ጽብቕ ድሌት
ደኺመ ከይበልካ እምነት ሚሂርካና
ክንተሓጋገዝ ኢደይ ኢድካ ኢልና(2)
ሓልዮት ክንመሃር ተግባርካ ቀሲምና
እቲ ዝበለጸ መንገዲ ኣፍሊጥካና(2)
ሰናይ ትምህር ምልክትካ ፍቕሪ
ፓቮኒ ዓቢ መምህር ብለውሃት ትኣሊ(2)
ቀስተ ደበና’ኮ ሰማይን ምድርን ዘርኽብ
ማሕበርና ተዓምብብ ስናይ ተግባር ክንከስብ
ልኡኽ ወንገል ኢኻ መንፈስካ ኣሕድረልና
ስድራቤታዊ ፍቕሪ ኣንጊስካ ኣብ ልብና
ታሪኽን ቅዱስን ተግባርካ ኣስሪጽካልና
ከም ቀስተ ደመና ኣስፋሕፊሕካ ኣብ ዙርያና(2)
ዓለም ፈሊጣትካ ወዲ ማርያም ምዃንካ
ሰናይ ቅኑዕ ዘውዲ ደፋእ ኣኽሊል ኢኻ(2)
ሰናይ ትምህር ምልክትካ ፍቕሪ
ፓቮኒ ዓቢ መምህር ብለውሃት ትኣሊ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መምህር ፍቕሪ
Memhr fkri
CHORUS
ሰናይ ትምህር ምልክትካ ፍቕሪ
ፓቮኒ ዓቢ መምህር ብለውሃት ትኣሊ(2)
VERSE 1
ኣሰርካ ክንክተል ብጎደና ፍቕሪ
ኣንታ ዓቢ መምህር ናይ ፍቕሪ ዘማሪ
ንጹሕ ኢኻ ርሕሩሕ ኣቦ መንእሰያት
በሪ ከፊትካልና ሰናይ ጽብቕ ድሌት
CHORUS
ደኺመ ከይበልካ እምነት ሚሂርካና
ክንተሓጋገዝ ኢደይ ኢድካ ኢልና(2)
ሓልዮት ክንመሃር ተግባርካ ቀሲምና
እቲ ዝበለጸ መንገዲ ኣፍሊጥካና(2)
CHORUS
ሰናይ ትምህር ምልክትካ ፍቕሪ
ፓቮኒ ዓቢ መምህር ብለውሃት ትኣሊ(2)
VERSE 2
ቀስተ ደበና’ኮ ሰማይን ምድርን ዘርኽብ
ማሕበርና ተዓምብብ ስናይ ተግባር ክንከስብ
ልኡኽ ወንገል ኢኻ መንፈስካ ኣሕድረልና
ስድራቤታዊ ፍቕሪ ኣንጊስካ ኣብ ልብና
CHORUS
ታሪኽን ቅዱስን ተግባርካ ኣስሪጽካልና
ከም ቀስተ ደመና ኣስፋሕፊሕካ ኣብ ዙርያና(2)
ዓለም ፈሊጣትካ ወዲ ማርያም ምዃንካ
ሰናይ ቅኑዕ ዘውዲ ደፋእ ኣኽሊል ኢኻ(2)
CHORUS
ሰናይ ትምህር ምልክትካ ፍቕሪ
ፓቮኒ ዓቢ መምህር ብለውሃት ትኣሊ(2)